2017-02-23 16:55:00

ቅዱስ ኣቦና ር.ሊ.ጳ. ፍራንቸስኮ፥ ቅዱስ ጴጥሮስ ዝተውሃቦ መፍትሕ መንግስቲ ኣምላኽ ንምኽፋት እምበር ንምዕጻው ኣይኰነን


ዕለት 21 ታሕሳስ ኵላዊት ቤተ ክርስቲያን “Cathedra Petri - መንበረ (ጵጵስና) ጴጥሮስ” ዓመታዊ በዓል ምኽንያት ቅዱስ ኣቦና ር.ሊ.ጳ. ፍራንቸስኮ በቲ ትዊተር እተሰምየ ማሕበራዊ መርበብ ሐበሬታ ብዘሎ @Pontifex ኣት ፖንቲፈክስ ብእተሰም ኣድራሻኦም ኣቢሎም፥ “ኢየሱስ ንቅዱስ ጴጥሮስ ብሕድሪ ዝሃቦ መፍትሕ መንግስተ ሰማያት ንኽኸፍተሉ ደኣ እምበር ንኽሽግጠሉ ወይ ከኣ ንኽዓጽወሉ ኣይኰነን” ዝብል መልእኽቲ ከምዘመሓላለፉ ናይ ቅድስቲ መንበር ዜናን ክፍሊ ማሕተምን ምግለጺ ኣፍሊጡ።








All the contents on this site are copyrighted ©.