2015-09-22 15:55:00

ናይ ቅዱስ ኣቦና ር.ሊ.ጳ. ናይ ቴልግራም መልእኽቲ


ቅዱስ ኣቦና ናብ ኵባ ኣብ ዝፍጽምዎ ጎዕዞ ነፋሪት ንተን ናይ በረራ ዶባተን ዘቋርጹለን ኢጣሊያን ፈረንሳን ስፐይንን ፖርቱጋልን ናይ ቴለግራም መልእኽቲ ከምዘመሓላለፉ ዝሓበረ ናይ ቅድስቲ መንበር ዜናን ክፍሊ ማሕተምን መልገጺ ኣስዒቡ፣ ቅዱስ ኣቦና ንናይ ኢጣልያ ርእሰ ብሔር ሰርጆ ማታረላ ኣብ ዘመሓላለፍዎ ናይ ቴለግራም መልእኽቲ፣ ንርእሰ ብሔር ማታረላን ንመላ ሕዝቢ ኢጣሊያ ሰላምን ምሉእ ምዕባለን ከምእተመነዩን ተመሳሳሊ ሓሳብ ዝተነብሮ ናይ ቴልግራም መልእኽቲ ድማ ንፈረሳን ስፐይንን ፖርቱጋል መንግስታት ከምዘመሓላለፉ ሓቢሩ።








All the contents on this site are copyrighted ©.