2015-08-07 17:39:00

እግዚኦ ንበል ንማህለል ምስ ማርያም ኣዴና፣ ቅጽዓት ሓጢኣትና ቀንጢጡ ሰላም ከውርደልና

ፍቁራት ኣሕዋትን ኣሓትን፤ ቅድሚ ዅሉ ድሓንኩምን ሰላምኩምን እምነ፤ ቀጺለ ኸኣ ነዚ እግዚኣብሔረ፡ በቲ መወዳእታ ዘይብሉ ምሕረቱ፤ ነዚ ካብ ጽባሕ ዓርቢ (8/7/2015 ነሓሰ/ ብግእዝ 1 ነሓሰ 2007 ጀሚሩ ክሳብ 8/22/2015/ ብግእዝ 16 ነሓሰ ቀዳም ዚውድእ፤ ክልተ ሱባኤ፤ ምስታ ኣብ መንበረ ጸባኦት ሥላሴ ቀሪባ ወትሩ፡ ምእንታናን ኣብ ክንዳናን እትጽሊ ሰማያዊት ኣደና፣ 

ሓቢርና፤ በቲ ብጣዕሚ ዜማኡን ዕምቈት ምስጢሩን ንልቢ ዚማርኽ ጸሎት ኣቦታትና፤ “ሰኣሊ ለነ ማርያም፣ ኀበ ወልድኪ ኄር መድኃኔ ዓለም” እናበልና፣ ክንምህለል፣ ምእንቲ ሓጢኣትናን ድሕነትናን፣ ክንልምንን ክንጽልን እዕድመኩም። ወለድና ነዚ ጸሎት ምህልላ እዚ፤ ብናፍቖት ይጽበየዎን፣ ሰዓት ሰለስተ ናይ ለይቲ ተንሲኦም ብዕቱብ ትግሃትን፡ ምዉቕ መንፈሳውነትን ንኽልተ ሰዓት ዝኣክል ተማህሊሎም ብቕዳሴ ተባሪኾም ንስራሖም ይወፍሩ ከም ዝነበሩ ሕያው ዝኽሪ ኣሎና። ንሕና ከማታቶም ብርቱዓት ኣይኮናን፣ ጊዜናውን ብዙሕ ተለዊጡ ኣሎ። ከምቲ ቅዱሳን ዚብልዎ፤ “እቲ ዘይጽሊ ኪድሕን ዘይክእል እንተ ደኣ ኾይኑ፤” ከምቲ ናታቶም እኳ ክንገብር እንተ ዘይከኣልና፤ ምስ ጊዜና ኣሰማሚዕና ክንምህለልን፣ ክንጽልን፣ ክንጸውምን ግን ናይ ግድን እዩ።
ነዚ ምእንቲ ኪሕግዘና፤ ነቲ ነዊሕ ጸሎት ምህለላ ፍልሰታ፣ ኣብ መዓልቲ ርብዒ ሰዓት እናጸለና፣ ኣብ 16 መዓልቲ ከምዝውዳእ ገቢረ ብናተይ ተበግሶ ሠሪዐዮ ኣሎዅ። ኣስተውዕል እዚ ኣሰራርዓ እዚ፡ ነቲ መዓልቲ መዓልቲ ብምሉኡ ክነብጽሖ ዘሎና ጸሎት ዚትክእ ኣኮነን። እቶም ጊዜን ክእለትን ዘሎና ነቲ ምዱብ ጸሎት ክነብጽሕ ትሑዛት ኢና። እቶም ዘይንኽልን፣ ጊዜውን ዘይብልናን ግን ነዚ ሓጺር ኣገባብራ ተኸቲልና ግቡእና ንፈጽም። ሸለል ከይበልናን ከይተሃኬናን ነዛ ርብዒ ሰዓት እንተ ደኣ ኣወፊናያ፤ ብዙሕ ጻማ ክንረክብ ኢና፣ ጸጋታትውን ክንሓፍስ ኢና። ነዚ ብቕልውላው ዚህወኽ ዘሎ ዓለምና ንምህዳእውን ሓደ ዓቢ ህያብ ክነበርክት ኢና። አገባብ ጸሎት፤ እቲ ቀንዲ ነገር ኣብዘሎኻ ኣሊኻ “ምጽላይ እዩ፣” ነዚ ጸሎት እዚ ብግልን ምስ ስድራ ቤትን ኮይንካ ክትጽልዮ ትኽእል፤ እኳ ደኣ ዝበለጸ። “ክልተ ወይ ሠለስተ ኾይኖም ብስመይ ኣብ ዝተኣከቡሉ፣ ኣነ ኸኣ ኣብኡ ኣብ ማእከሎም ኣሎኹ፣ እሞ ክልተ ኻባኻትኩም ኣብ ምድሪ ብዚልምንዎ ነገር ኵሉ እንተ ተሰማምዑ፣ ካብቲ ኣብ ሰማያት ዘሎ ኣቦይ ኪወሃቦም እዩ።” (ማቴ፡18፡19-20)። ኣብ ገዛ ኮይንካ ትጽሊ እንተ ሃሊኻ፤ ስእሊ ናይ እግዝእትነ ማርያም ክልወካ ጽቡቕ እዩ። ቅድሚ ምጅማርካ ሽምዓ ኣብርህ። ኣእምሮኻን ልብኻን ኣብ ኣምላኽ ኣቕሪብካ፣ ጸሎትካ ጀምር። ልዑል እግዚኣብሔር ኣምላኽና፣ ትግሃትን ንቕሓትን ሂቡ፤ ንምትግባሩ ብቕዱስ መንፈሱ ይጐስጕሰናን የበርትዓናን። ናይ ኪዳነ ምሕረት ኣደና እግዝእትነ ማርያም ጸሎትን ረድኤትን ከኣ ኣይፈለየና። ኣሜን። ካብ ኀውኹም ኣባ ሙሴ ተስፋዮሓንስ

ሚካኤል ሊቀ: መላእክት ሰኣል በእንቲኣነ፡ ወቅዱስ ገብርኤል ኣዕርግ ጸሎተነ። ኣርባዕቱ እንስሳ መንፈሳዊያን ሰባሕያን ወመዘምራን፡ ሰኣሉ በእንቲኣነ ዕስራ ወኣርባዕቱ ካህ ናተ ሰማይኒ ኣዕርጉ ጸሎተነ። ነቢያት ወሐዋርያት ጻድቃን ወሰማዕት፡ ሰኣሉ በእንቲኣነ፡ ምስሌክሙ ከመ ይክፍለነ መክፈልተ ወርስተ ለኵልነ። ማኅበረ ቅዱሳን ወሰማዕት ሰኣሉ በእንቲኣነ፡ መላእክተ ሰማይኒ ኣዕርጉ ጸሎተነ። ማርያም እግዝእትነ ወላዲተ ኣምላክ፡ ሰኣሊ በእንቲኣነ፡ እስመ ረከብኪ ሞገሰ በኀበ እግዚኣብሔር። ረከብኪ ሞገሰ መንፈሰ ቅዱሰ ወኀይለ፡ ሰኣሊ ወአስተምህሪ ለነ፡ ማርያም ወልድኪ ሣህሎ ይክፍለነ። ኀበ ተርኅወ ገነት ወኀበ ተነጽፈ ዕረፍት፡ ይክፍለነ ነሀሉ፡ ውስተ በኣቶሙ ለቅዱሳን።(3) ጊዜ) ይምሓረነ… ኣቡነ ዘበሰማያት።
ስምዐኒ እግዚኦ ጸሎትየ ሃሌ ሉያ፡ ሃሌ ሉያ፡ ወይብጻሕ ቅድሜከ ገዓርየ ሃሌ ሉያ፡ ሃሌ ሉያ፤ወኢትሚጥ ገጸከ እምኔየ። በዕለተ ምንዳቤየ ኣፅምዕ እዝነከ ኀቤየ፤ ሃሌ ሉያ ሃሌ ሉያ። አመ ዕለተ
እጼውዐከ ፍጡነ ስምዐኒ፡ ሃሌ ሉያ ሃሌ ሉያ፡ ለዓለም ወለዓለም ዓለም።
ደብተራ ፍጽምት ዘጳውሊ፣ዘገብራ ከሃሊ፣ ወማኅደሩ ለልዑል ፈለሰት እምዘይበሊ፤ ኀበ ዘኢይበሊ፣ በመሰንቆሁ እንዘ የኀ ሊ፣ ዳዊት ኣቡሃ ዘወልዳ ወዓሊ።
ሰላም ለፍልሰተ ሥጋኪ ምስለ ነፍስኪ ኢመዋቲ፣በተሰናዕዎ አሐቲ፣
ድንግል በክልኤ፤ ማርያም ወለተ ማቲ፣
ሐመረ ተርሴስ ዘሰሎሞን አንቲ፣
እንተ አእተዉ ጠቢባን ወርቀ ኢያፌር ባቲ።
ታዐብዮ ነፍስየ ለእግዚኣብሔር፣ (3 ጊዜ)
*በስመኣብ ወወልድ፡ ወመንፈስ ቅዱስ ሥላሴ፤
ብሂልየ ወጠንኩ ዘለኪ ውዳሴ፤
ማርያም እኅቱ ለሙሴ።
-እምቅድመ ሰማይ ወምድር ልዎትኪ፣
ፀሓይ ወወርኅ ኢቀደሙኪ፣
መላእክተ ሰማይ ይትለአኩኪ።
*ንዒ ንዒ ንዒ ማርያም፤
ዘትነብሪ ብኣርያም፤
ወንዒ ንግሥትየ ዘገነት ኤዶም።
-ንዒ ንዒ ንዒ ድንግል፤
ምስለ ሚካኤል ወገብርኤል፤
መላእክት ምሕረት ወሣህል።
*ንዒ ንዒ ንዒ ድንግል፤
ምስለ ኪሩቤል ወሱራፌል፤
ጸወርተ መንበሩ ለልዑል።
-ብፅዕት ኣንቲ ወንግሥተ ጽድቅ፤
ዘትሜንኒ ማርያም መንበረ ስላቅ፤
ታቦትነ ኣንቲ እንተ ወርቅ።
ሰላሊ ለነ ማርያም፣
ሰኣሊ ለነ ማርያም ኀበ ወልድኪ ኄር መድኃኔ ዓለም።
*እፎኑ ድንግል ነገሥታተ ምድር ተንሥኡ፣
ሕዝበኪ ትሑታነ ከመ ይጽብኡ፣
መላእክት ኅቡረ ተጋብኡ።
ሰላመ ኣብ ወሰላመ ወልድ ወሰላመ መንፈስ ቅዱስ የሀሉ ማእከሌክሙ ኣኃው።
እግዚኦ መሓረነ ክርስቶስ
እግዚኦ መሓረነ ክርስቶስ። (3ጊዜ)
በእንተ ማርያም መሓረነ ክርስቶስ።
በእንተ ዮሴፍ መሓረነ ክርስቶስ።
በእንተ ሚካኤል መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ገብርኤል መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ሩፋኤል መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ መላእክት መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ነቢያት መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ሓዋርያት መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ሰማዕታት መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ጻድቃን መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ጊዮርጊስ መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ (ስም ታቦት ስመ)።
በእንተ ማርያም መሓረነ ክርስቶስ
ሰኣሊ ለነ ማርያም ምሕረተ ወልድኪ የሓውጸነ ማርያም። ሰኣሊ ለነ ማርያም፡ ለለሰዓቱ ተግባረ እደዊሁ ለወለድኪ ኢንጥፋእ በከንቱ፤ ኵሎ መዓልተ ወኵሎ ሌሊተ ብዙኀ ኃጢኣተ ዘገበርነ ብእንተ ማርያም እምከ ሥረይ ለነ፤ እግዚኦ ኣዕርግ ነፍሳተ ኣግበርቲከ ወኣእማቲክ ክርስቶሳውያን።
ይምሓረነ። ኣቡነ ዘበሰማያት…
ምልእተ ጸጋ ተፈሥሒ፣ እግዚአብሔር ምስሌሊ፣ ሰላማዊት ሰላም ለኪ፣ መንፈሳዊት ወንሰግድ ለኪ፣ ማርያም በሥጋ እሳተ መለኮት ዘጾርኪ፣ መንፈስ ቅዱስ ጸለለኪ፣ወኀይለ ልዑል ኣጽንዐኪ፣ ድንግል በኅሊናኪ ወድንግል በሥጋኪ።
ኦርኅርኅተ ሕሊና፣ ዘአፍቅሮተ ሰብእ ልማዳ፣
ሰአሊተ ምሕረት ይእቲ ማርያም ሓጹረ መስቀል ዘየዐውዳ፣
ንትቀበላ ንዑ፣ለወለተ ዳዊት ዘይሁዳ፤
መጽአት ነያ፣ ኅቡረ ምስለ ወልዳ፣
ናንፈርዕፅ ቀድመ ሥእላ፡እንዘ ንሁብ ጋዳ፤
ኦኮኑ ለለጌሠሙ ትመስል እንግዳ።
ዘዘወትር
እሴብ ጸጋኪ ኦ እግዝእትየ ማርያም መላእክት የሴብሑኪ በኣርያም ወበምድር ደቂቀ ኣዳም ለዓለመ ዓለም። ኣሜን።
2
ምህለላ ዘዘመነ ፍልሰታ
ካልኣይ መዓልቲ
ሚካኤል ሊቀ: መላእክት ሰኣል በእንቲኣነ፡ ወቅዱስ ገብርኤል ኣዕርግ ጸሎተነ።
ኣርባዕቱ እንስሳ መንፈሳዊያን ሰባሕያን ወመዘምራን፡ ሰኣሉ በእንቲኣነ ዕስራ ወኣርባዕቱ ካህ ናተ ሰማይኒ ኣዕርጉ ጸሎተነ።
ነቢያት ወሐዋርያት ጻድቃን ወሰማዕት፡ ሰኣሉ በእንቲኣነ፡ ምስሌክሙ ከመ ይክፍለነ መክፈልተ ወርስተ ለኵልነ።
ማኅበረ ቅዱሳን ወሰማዕት ሰኣሉ በእንቲኣነ፡ መላእክተ ሰማይኒ ኣዕርጉ ጸሎተነ።
ማርያም እግዝእትነ ወላዲተ ኣምላክ፡ ሰኣሊ በእንቲኣነ፡ እስመ ረከብኪ ሞገሰ በኀበ እግዚኣብሔር።
ረከብኪ ሞገሰ መንፈሰ ቅዱሰ ወኀይለ፡ ሰኣሊ ወአስተምህሪ ለነ፡ ማርያም ወልድኪ ሣህሎ ይክፍለነ።
ኀበ ተርኅወ ገነት ወኀበ ተነጽፈ ዕረፍት፡ ይክፍለነ ነሀሉ፡ ውስተ በኣቶሙ ለቅዱሳን። (3 ጊዜ ) ይምሓረነ… ኣቡነ ዘበሰማያት።
ስምዐኒ እግዚኦ ጸሎትየ ሃሌ ሉያ፡ ሃሌ ሉያ፡ ወይብጻሕ ቅድሜከ ገዓርየ ሃሌ ሉያ፡ ሃሌ ሉያ፤
ወኢትሚጥ ገጸከ እምኔየ። በዕለተ ምንዳቤየ ኣፅምዕ እዝነከ ኀቤየ፤ ሃሌ ሉያ ሃሌ ሉያ። አመ ዕለተ
እጼውዐከ ፍጡነ ስምዐኒ፡ ሃሌ ሉያ ሃሌ ሉያ፡ ለዓለም ወለዓለም ዓለም።
ደብተራ ፍጽምት ዘጳውሊ፣
ዘገብራ ከሀሊ፣ ወማኅደሩ ለልዑል ፈለሰት እምዘይበሊ፤ ኀበ ዘኢይበሊ፣ በመሰንቆሁ እንዘ የኀሊ፣ ዳዊት ኣቡሃ ዘወልዳ ወዓሊ።
ሰላም ለፍልሰተ ሥጋኪ መካነ ፍሥሓ ወኑዛዜ፤
ኀበ ኢይሬእይዎ ለላህ ወኢይሄልዩዎ ለትካዜ፤
ማርያም ህሉት ውስተ ልበ ኣምላክ እምቅድመ ጊዜ፤
ትፍሥሕትሰ ተፈሣሕኩ በፍልሰትኪ ይእዜ፤
ገጸ ዚኣኪ እሬኢ ማእዜ።
ታዐብዮ ነፍስየ ለእግዚኣብሔር፣ (3 ጊዜ)
*ሚ! በዝኁ እለ ይሣቅዩኒ ሊተ፣
ቀብጹኒ እምልቦሙ ከመ ዘሞተ፣
ማርያም ኩንኒ ረዳኢተ። ሰኣሊ ለነ…
-ሶመ ንጼውዐኪ ዘልፈ ማርያም ቅረቢ፣
እምንዳቤነ ንስቲተ ከመ ታርሕቢ፣
ቅድመ ሕዝብኪ ሰላመ ተናበቢ።
ሰኣሊ ለነ…
*ቃልነ ኣጽምዒ ማርያም ንግሥት፤
ወጽራኀነ ለብዊ መሥዋዕተ ስብሓት፣
ተወከፊ ለነ መሓሪት። ሰኣሊ ለነ…
-በጽባሕ ወዮም እምድኅረ ሌሊት፤
ትምክሕትነ ኣንቲ ማርያም ወለተ ዳዊት፤
ቅድሜኪ ንሰግድ በፍረኃት።ሰኣሊ ለነ…
ሰላመ ኣብ ወሰላመ ወልድ ወሰላመ መንፈስ ቅዱስ የሀሉ ማእከሌክሙ ኣኃው።
እግዚኦ መሓረነ ክርስቶስ
እግዚኦ መሓረነ ክርስቶስ። (3ጊዜ)
በእንተ ማርያም መሓረነ ክርስቶስ።
በእንተ ዮሴፍ መሓረነ ክርስቶስ።
በእንተ ሚካኤል መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ገብርኤል መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ሩፋኤል መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ መላእክት መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ነቢያት መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ሓዋርያት መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ሰማዕታት መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ጻድቃን መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ጊዮርጊስ መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ (ስም ታቦት ስመ)።
በእንተ ማርያም መሓረነ ክርስቶስ
ሰኣሊ ለነ ማርያም ምሕረተ ወልድኪ የሓውጸነ ማርያም፤ ሰኣሊ ለነ ማርያም፡ ለለሰዓቱ ተግባረ እደዊሁ ለወለድኪ ኢንጥፋእ በከንቱ፤ ኵሎ መዓልተ ወኵሎ ሌሊተ ብዙኀ ኃጢኣተ ዘገበርነ ብእንተ ማርያም እምከ ሥረይ ለነ፤ እግዚኦ ኣዕርግ ነፍሳተ ኣግበርቲከ ወኣእማቲክ ክርስቶሳውያን።
ይምሓረነ። ኣቡነ ዘበሰማያት…
ምልእተ ጸጋ ተፈሥሒ፣ እግዚአብሔር ምስሌሊ፣ ሰላማዊት ሰላም ለኪ፣ መንፈሳዊት ወንሰግድ ለኪ፣ ማርያም በሥጋ እሳተ መለኮት ዘጾርኪ፣ መንፈስ ቅዱስ ጸለለኪ፣ወኀይለ ልዑል ኣጽንዐኪ፣ ድንግል በኅሊናኪ ወድንግል በሥጋኪ።
ኦርኅ ርኅ ተ ሕሊና፣ ዘሕገ ልማዳ ምሕረት፤ ለኵሉ ፍጥረት።
ንሳለማ ንዑ ለሥእለ ማርያም ቡርክት፤
ወለሥእለ ወልዳ ጸባዖት፡ ለሥእለ ጊዮርጊስ ሰማዕት፤
ለሥእለ ሚካኤል ወገብርኤል ወሩፋኤል ዘራመ ኃይላት።
እሴብ ጸጋኪ ኦ! እግዝእትየ ማርያም፤ ዓለም ሃላፊ ከመ ቈጽለ ገዳም ረጋፊ፤ በከመ ይቤ ሄኖክ ጸሓፊ። እንበለ ዝናም ደመና፤ ወእንበለ ምግባር ምንኵስና፤ እግዚኣብሔር የኣምር ኅልና። ተዘከሪ ነፍስየ በምድር ንዴተ፤ ወበሰማይ እሳተ ዳግማይ ሞተ፤ በቅድመ ኣምላክ ኃፍረተ። አይቴ ሀለዉ ቀደምት ነገሥታት፤ እለ ይለብሱ ልብሰ ቀጠንት፤ ኢትፍርህዋ ለሞት ፍርሕዋ ለኃጢኣት። አይቴ ሀለዉ ቀደምት ጳጳሳት፤ እለ የሜህሩ ቃለ ሃይማኖት፤ ኢትፍርህዋ ለሞት ፍርህዋ ለኃጢኣት። ኣይቴ ሀለዉ ቀደምት ቀሳውስት፤ እለ የጠብሑ ሥጋ መለኮት፤ኢትፍርህዋ ለሞት ፍርህዋ ለኃጢኣት። ኣይቴ ሃለዉ ቀደምት ዲያቆናት፤ እለ ይቀድሑ ደመ መለኮት፤ ሩጾቶሙ ከመ ነፋሳት፤ ኢትፍርህዋ ለሞት ፍርህዋ ለኃጢኣት። ኣይቴ ሀለዉ ቀደምት መነኮሳት፤ ንብረቶም ገዳማት፤ ሲሳዮም ሓመልማለት፤ ኢትፍርህዋ ለሞት ፍርህዋ ለኃጢኣት። ስብሓት ለማርያም፤ ይነግር ኣፉየ ወኵሉ ዘሥጋ ይባርክ ለስማ ቅዱስ፤ ለእመ ንጉሥ ለዓለመ ዓለም። ኣሜን።
3
ምህ ለላ ዘዘመነ ፍልሰታ
ሣልሳይ መዓልቲ
ሚካኤል ሊቀ: መላእክት ሰኣል በእንቲኣነ፡ ወቅዱስ ገብርኤል ኣዕርግ ጸሎተነ።
ኣርባዕቱ እንስሳ መንፈሳዊያን ሰባሕያን ወመዘምራን፡ ሰኣሉ በእንቲኣነ ዕስራ ወኣርባዕቱ ካህ ናተ ሰማይኒ ኣዕርጉ ጸሎተነ።
ነቢያት ወሐዋርያት ጻድቃን ወሰማዕት፡ ሰኣሉ በእንቲኣነ፡ ምስሌክሙ ከመ ይክፍለነ መክፈልተ ወርስተ ለኵልነ።
ማኅበረ ቅዱሳን ወሰማዕት ሰኣሉ በእንቲኣነ፡ መላእክተ ሰማይኒ ኣዕርጉ ጸሎተነ።
ማርያም እግዝእትነ ወላዲተ ኣምላክ፡ ሰኣሊ በእንቲኣነ፡ እስመ ረከብኪ ሞገሰ በኀበ እግዚኣብሔር።
ረከብኪ ሞገሰ መንፈሰ ቅዱሰ ወኀይለ፡ ሰኣሊ ወአስተምህሪ ለነ፡ ማርያም ወልድኪ ሣህሎ ይክፍለነ።
ኀበ ተርኅወ ገነት ወኀበ ተነጽፈ ዕረፍት፡ ይክፍለነ ነሀሉ፡ ውስተ በኣቶሙ ለቅዱሳን። (3 ጊዜ) ይምሓረነ… ኣቡነ ዘበሰማያት።
ስምዐኒ እግዚኦ ጸሎትየ ሃሌ ሉያ፡ ሃሌ ሉያ፡ ወይብጻሕ ቅድሜከ ገዓርየ ሃሌ ሉያ፡ ሃሌ ሉያ፤
ወኢትሚጥ ገጸከ እምኔየ። በዕለተ ምንዳቤየ ኣፅምዕ እዝነከ ኀቤየ፤ ሃሌ ሉያ ሃሌ ሉያ። አመ ዕለተ
እጼውዓከ ፍጡነ ስምዐኒ፤ ሃሌ ሉያ ሃሌ ሉያ፤ ለዓለመ ወለዓለም ዓለም። ደብተራ ፍጽምት ዘጳውሊ፣
ዘገብራ ከሀሊ፣ ወማኅደሩ ለልዑል ፈለሰት እምዘይበሊ፤ ኀበ ዘኢይበሊ፣ በመሰንቆሁ እንዘ የኀሊ፣ ዳዊት ኣቡሃ ዘወልዳ ወዓሊ።
ሰላም ለፍልሰተ ሥጋኪ እግዚኣብሔር ዘባረካ፤
ወኣልዐለ ክብራ እምፍልሰተ ሄኖክ ወልደ ባረካ፤
ማርያም ስብሕት ወብርህት እምነ ዋካ፤
ይብሩ ብእንቲኣኪ ውሰት ሰማያዊት ታዕካ፤
ነገደ መላእክት ኣእላፍ ሱባዔ ፋሲካ።
ታዐብዮ ነፍስየ ለእግዚኣብሔር፣ (3 ጊዜ)
*ሶበ ላዕሌነ ጥቀ ኣርዑተ ዓመፃ ኣክበዱ፤
እለ ጸንሱ ሓጢኣተ ወወለዱ፤
ማርያም ኀቤኪ ናንቀዐዱ።ሰኣሊ ለነ
-ለምት ቆምኪ እመነ ርሑቅ፤
ኣርዌ ዘወድቀ ኣምሳለ መብረቅ፤
እንዘይውሕጥ ሕዝበኪ በበሕቅ።
ሰኣሊ ለነ…
*እንተዘ ንትዌከል ኪያኪ እምነ
ኅሊና ወኣፍ፤
ውስተ ኣድባር ኣግብርትኪ ወርእሰ ጸድፍ፤
እፎኑ ንዓይል ከመ ዖፍ። ሰኣሊ ለነ…
-ኣድኅንኒ ሊተ እስመ ኀልቀ ኄር፤
ወውህደ ሃይማኖት እምገጸ ምድር፤
ማርያም እሙ ለፍቁር።ሰኣሊ ለነ…
ሰላመ ኣብ ወሰላመ ወልድ ወሰላመ መንፈስ ቅዱስ የሀሉ ማእከሌክሙ ኣኃው።
እግዚኦ መሓረነ ክርስቶስ። (3ጊዜ)
በእንተ ማርያም መሓረነ ክርስቶስ።
በእንተ ዮሴፍ መሓረነ ክርስቶስ።
በእንተ ሚካኤል መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ገብርኤል መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ሩፋኤል መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ መላእክት መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ነቢያት መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ሓዋርያት መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ሰማዕታት መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ጻድቃን መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ጊዮርጊስ መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ (ስም ታቦት ስመ)።
በእንተ ማርያም መሓረነ ክርስቶስ
ሰኣሊ ለነ ማርያም ምሕረተ ወልድኪ የሓውጸነ ማርያም፤ ሰኣሊ ለነ ማርያም፡ ለለሰዓቱ ተግባረ እደዊሁ ለወለድኪ ኢንጥፋእ በከንቱ፤ ኵሎ መዓልተ ወኵሎ ሌሊተ ብዙኀ ኃጢኣተ ዘገበርነ ብእንተ ማርያም እምከ ሥረይ ለነ፤ እግዚኦ ኣዕርግ ነፍሳተ ኣግበርቲከ ወኣኣኢማቲክ ክርስቶሳውያን።
ይምሓረነ። ኣቡነ ዘበሰማያት…
ምልእተ ጸጋ ተፈሥሒ፣ እግዚአብሔር ምስሌሊ፣ ሰላማዊት ሰላም ለኪ፣ መንፈሳዊት ወንሰግድ ለኪ፣ ማርያም በሥጋ እሳተ መለኮት ዘጾርኪ፣ መንፈስ ቅዱስ ጸለለኪ፣ወኀይለ ልዑል ኣጽንዐኪ፣ ድንግል በኅሊናኪ ወድንግል በሥጋኪ።
ኦርኅ ርኅ ተ ሕሊና፣ ፍቅርኪ ያነድድ ኣማዑተ፤
ከዊኖ እሳተ።
ንጽሓ ድንግልናኪሰ እንተ ኢያእመረ ርስሓተ፤
ማርያም ግበሪ ሠናያተ ኵሉ ዕለት፤
ሞትሰ ድልው ሊተ፤
ባሕቱ ለንስሓ ጽንሕኒ ንስቲተ።
እሴብ ጸጋኪ ኦ እግዝእትየ ማርያም፤ አንቀጸብርሃነ ወሙዳየ ቅዱስ ቁርባን፤ ወለተነቢያት ቅዱሳን፤ ስብከተ ሓዋርያት ፍንዋን፤ እመ ሰማዕታት መዋዕያን፤ ትምክሕቶሙ ኣንቲ ለመነኮሳን ገዳማውያን። ኣመ ይመጽእ ወልድኪ፤መንፈቀ ሌሊት በሥልጣን፤ ኣሜሃ ይበክዩ ሓጥኣን፤ ወይትፌሥሑ ጻድቃን፤ ትብህም ኣፍ ወትትኣሰር ልሳን። ኣሜሃ ዕለት ያቁመነ መየማኑ፤ ምስለ ኣግብርቲሁ ቡሩካን፤ በደብረ ጽዮን መካን፡ወክመ እም ይእዜ ወእስከ ለዓለም። ኣሜን።
4
ምህለላ ዘዘመነ ፍልሰታ
ራብዓይ መዓልቲ
ሚካኤል ሊቀ: መላእክት ሰኣል በእንቲኣነ፡ ወቅዱስ ገብርኤል ኣዕርግ ጸሎተነ።
ኣርባዕቱ እንስሳ መንፈሳዊያን ሰባሕያን ወመዘምራን፡ ሰኣሉ በእንቲኣነ ዕስራ ወኣርባዕቱ ካህ ናተ ሰማይኒ ኣዕርጉ ጸሎተነ።
ነቢያት ወሐዋርያት ጻድቃን ወሰማዕት፡ ሰኣሉ በእንቲኣነ፡ ምስሌክሙ ከመ ይክፍለነ መክፈልተ ወርስተ ለኵልነ።
ማኅበረ ቅዱሳን ወሰማዕት ሰኣሉ በእንቲኣነ፡ መላእክተ ሰማይኒ ኣዕርጉ ጸሎተነ።
ማርያም እግዝእትነ ወላዲተ ኣምላክ፡ ሰኣሊ በእንቲኣነ፡ እስመ ረከብኪ ሞገሰ በኀበ እግዚኣብሔር።
ረከብኪ ሞገሰ መንፈሰ ቅዱሰ ወኀይለ፡ ሰኣሊ ወአስተምህሪ ለነ፡ ማርያም ወልድኪ ሣህሎ ይክፍለነ።
ኀበ ተርኅወ ገነት ወኀበ ተነጽፈ ዕረፍት፡ ይክፍለነ ነሀሉ፡ ውስተ በኣቶሙ ለቅዱሳን። (3 ጊዜ) ይምሓረነ… ኣቡነ ዘበሰማያት።
ስምዐኒ እግዚኦ ጸሎትየ ሃሌ ሉያ፡ ሃሌ ሉያ፡ ወይብጻሕ ቅድሜከ ገዓርየ ሃሌ ሉያ፡ ሃሌ ሉያ፤
ወኢትሚጥ ገጸከ እምኔየ። በዕለተ ምንዳቤየ ኣፅምዕ እዝነከ ኀቤየ፤ ሃሌ ሉያ ሃሌ ሉያ። አመ ዕለተ እጼውዓዐከ ፍጡነ ስምዐኒ፤ ሃሌ ሉያ ሃሌ ሉያ፤ ለዓለም ወለዓለመ ዓለም።
ደብተራ ፍጽምት ዘጳውሊ፣
ዘገብራ ከሀሊ፣ ወማኅደሩ ለልዑል ፈለሰት እምዘይበሊ፤ ኀበ ዘኢይበሊ፣ በመሰንቆሁ እንዘ የኀ ሊ፣ ዳዊት ኣቡሃ ዘወልዳ ወዓሊ።
ሰላም ለፍልሰተ ሥጋኪ ዘኢይቀብል ሞገሱ፤
ወኢይነጽፍ ባሕረ ተውዳሱ፤
ማርያም ታዕካ ለእግዚኣብሔር ጽርሐ መቅደሱ፤
ተባሃሉ በሰማያት እለ ኪያኪ ኣፍለሱ፤
ማርያምሰ እንተ በምድር ታንሶሱ።
ታዐብዮ ነፍስየ ለእግዚኣብሔር፣ (3 ጊዜ)
*እስከ ማእዜኑ ኣነብር ውስተ ልብየ ትካዘ፤
ዐሊውየ ሕገ ወትእዛዘ፤
ማርያም ኩንኒ መናዝዘ። ሰኣሊ ለነ…
-እስከ ማእዜኑ እግዝእትየ ትረስዕኒ ለግሙራ፤
ኵሎ ሕማማ ወጻዕራ፤
ለነፍስየ ስምዒ ገዓራ።ሰኣሊ ለነ…
*ኣፈቅረኪ ድንግል በኵሉ ኃይልየ፤
ኣንቲ ጸወንየ ወማእምንትየ፤
ውስተ ዝዝንኪ ይባእ ጽራኅየ።ሰኣሊ
-እግዚኣብሔር ዓቢይ ወኣኰቴቱ ብዙኅ ፤
በእንቲኣኪ ማርያም ንግሥተ ፍትሕ፤
ዲበ ፀርነ ፈንዊ ማየ ኣይኅ ።ሰኣሊ
ሰላመ ኣብ ወሰላመ ወልድ ወሰላመ መንፈስ ቅዱስ የሀሉ ማእከሌክሙ ኣኃው።
እግዚኦ መሓረነ ክርስቶስ። (3ጊዜ)
በእንተ ማርያም መሓረነ ክርስቶስ።
በእንተ ዮሴፍ መሓረነ ክርስቶስ።
በእንተ ሚካኤል መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ገብርኤል መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ሩፋኤል መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ መላእክት መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ነቢያት መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ሓዋርያት መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ሰማዕታት መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ጻድቃን መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ጊዮርጊስ መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ (ስም ታቦት ስመ)።
በእንተ ማርያም መሓረነ ክርስቶስ
ሰኣሊ ለነ ማርያም ምሕረተ ወልድኪ የሓውጸነ ማርያም፤ ሰኣሊ ለነ ማርያም፡ ለለሰዓቱ ተግባረ እደዊሁ ለወለድኪ ኢንጥፋእ በከንቱ፤ ኵሎ መዓልተ ወኵሎ ሌሊተ ብዙኀ ኃጢኣተ ዘገበርነ ብእንተ ማርያም እምከ ሥረይ ለነ፤ እግዚኦ ኣዕርግ ነፍሳተ ኣግበርቲከ ወኣእማቲክ ክርስቶሳውያን።
ይምሓረነ። ኣቡነ ዘበሰማያት…
ምልእተ ጸጋ ተፈሥሒ፣ እግዚአብሔር ምስሌሊ፣ ሰላማዊት ሰላም ለኪ፣ መንፈሳዊት ወንሰግድ ለኪ፣ ማርያም በሥጋ እሳተ መለኮት ዘጾርኪ፣ መንፈስ ቅዱስ ጸለለኪ፣ወኀይለ ልዑል ኣጽንዐኪ፣ ድንግል በኅሊናኪ ወድንግል በሥጋኪ።
ኦርኅ ርኅ ተ ሕሊና፣ ለእግዚኣብሔር ኣስከሬኑ፤
እንተ ኢያውዐየኪ እሳተ ርስኑ፤
መሓርኒ ድንግል ወተሣሀልኒ በበዘመኑ፤
ለእመ መሓርክኒ እግዝእትየ ዘይኴንነኒ መኑ፤
ኰናኔ ሥጋ ወነፍስ ወልድኪ ኣኮኑ።
እሴብ ጸጋኪ ኦ እግዝእትየ ማርያም ዕፅ ልምልምት ወፍሬ ጥዕምት እም ሓና ወኢያቄም ዘሠረጸት። (ኣብ ነፍስ ወከፍ ምዕራፍ፤ ሓረ ወይን፡ ሓረገ ወይን፡ ሓረገ ወይን ኣንቲ ማርያም በል።)
ትመስሊ ፊደለ፤ ትመስሊ መሶበ፤
ወትወልዲ ወንጌለ፤ ወትወልዲ ኮከበ፤
ወታገምሪ መስቀለ። ወታጸግቢ ርሁበ።
ሓረወይን ሓረወይን…
ትመስሊ ሰማየ፤ ትመስሊ ጽላተ፤
ወትወልዲ ፀሓየ፤ ወትወልዲ ታቦተ፤
ቀታገምሪ ኣዶናየ። ወታገምሪ መለኮተ።
ለኣብ መርዓቱ፤
ትመስሊ ደመና፤ ለወልድ ወላዲቱ፤
ወትወልዲ ህብስተ መና፤ ወለመንፈስ ቅዱስ
ወታገምሪ ጥዒና። ጽርሓ ቤት።
ትመስሊ ስኂነ፤
ወትወልዲ መድኅነ፤
ወትፌውሲ ድዉያነ።
ትመስሊ ምብራቀ፤
ቀትወልዲ መብረቀ፤
ወታለብሲ ዕሩቀ።
ስብሓት ለኪ፤ ዘበልዐ ሥጋ ወልድኪ፤
ወዘሰትየ ደመ መሢሕኪ፤ አግብርትኪ
ወኣእማቲኪ ለዓለመ ዓለም። ኣሜን።
5
ምህለላ ዘዘመነ ፍልሰታ
ኃሙሳይ መዓልቲ
ሚካኤል ሊቀ: መላእክት ሰኣል በእንቲኣነ፡ ወቅዱስ ገብርኤል ኣዕርግ ጸሎተነ።
ኣርባዕቱ እንስሳ መንፈሳዊያን ሰባሕያን ወመዘምራን፡ ሰኣሉ በእንቲኣነ ዕስራ ወኣርባዕቱ ካህ ናተ ሰማይኒ ኣዕርጉ ጸሎተነ።
ነቢያት ወሐዋርያት ጻድቃን ወሰማዕት፡ ሰኣሉ በእንቲኣነ፡ ምስሌክሙ ከመ ይክፍለነ መክፈልተ ወርስተ ለኵልነ።
ማኅበረ ቅዱሳን ወሰማዕት ሰኣሉ በእንቲኣነ፡ መላእክተ ሰማይኒ ኣዕርጉ ጸሎተነ።
ማርያም እግዝእትነ ወላዲተ ኣምላክ፡ ሰኣሊ በእንቲኣነ፡ እስመ ረከብኪ ሞገሰ በኀበ እግዚኣብሔር።
ረከብኪ ሞገሰ መንፈሰ ቅዱሰ ወኀይለ፡ ሰኣሊ ወአስተምህሪ ለነ፡ ማርያም ወልድኪ ሣሀሎ ይክፍለነ።
ኀበ ተርኅወ ገነት ወኀበ ተነጽፈ ዕረፍት፡ ይክፍለነ ነሀሉ፡ ውስተ በኣቶሙ ለቅዱሳን። (3 ጊዜ) ይምሓረነ… ኣቡነ ዘበሰማያት።
ስምዐኒ እግዚኦ ጸሎትየ ሃሌ ሉያ፡ ሃሌ ሉያ፡ ወይብጻሕ ቅድሜከ ገዓርየ ሃሌ ሉያ፡ ሃሌ ሉያ፤
ወኢትሚጥ ገጸከ እምኔየ። በዕለተ ምንዳቤየ ኣፅምዕ እዝነከ ኀቤየ፤ ሃሌ ሉያ ሃሌ ሉያ። አመ ዕለተ
እጼውዐከ ፍጡነ ስምዐኒ፡ ሃሌ ሉያ ሃሌ ሉያ፡ ለዓለም ወለዓለም ዓለም።
ደብተራ ፍጽምት ዘጳውሊ፣
ዘገብራ ከሀሊ፣ ወማኅደሩ ለልዑል ፈለሰት እምዘይበሊ፤ ኀበ ዘኢይበሊ፣ በመሰንቆሁ እንዘ የኀሊ፣ ዳዊት ኣቡሃ ዘወልዳ ወዓሊ።
ሰላም ለፍልሰተ ሥጋኪ ዘኣፈድፈደ ስባሔ፤
እምፍልሰተ ኤልያስ ዓርከ ኤሎሄ፤
ማርያም ቀንሞስ ማርያም ኣፈወ ርኄ፤
እንዘ ብርሃነ ይለብሱ ወይትዐፀፉ ሱራሔ፤
ሞገሰ ፍልሰትኪማርያም ሰበኩ ኵለሄ።
ታዐብዮ ነፍስየ ለእግዚኣብሔር፣ (3 ጊዜ)
*ተኣምረኪ ይስምዑ ኣሕዛበ ኵሉ ነገድ፤
ሥምረተ ኣብ ማርያም ወማኅደረ ወልድ፤
ማኅበረነ ዕቀቢ እምብድብድ። ሰኣሊ ለነ…
-ተሠሃልኒ ድንግል ተሠሃልኒ፤
ወእምኣበሳየ ማርያም ኣንጽሕኒ፤
ይእዜኒ ፍጡነ ወዘልፈኒ።ሰኣሊ ለነ…
*እመ ተዝኅረ ኃያል በእከዩ፤
ማርያም ለድኩም ደብረ ምስካዩ፤
ንድኅን ብኪ ወነሓዩ።ሰኣሊ ለነ…
-ሶበ ዕበድነ ኖኀ እንበለ መስፈርት ወዓቅም፤
ሦክነ ኮነ ሕለተ ገዳም፤
ለኣውጽኦትነ ንዒ ማርያም።ሰኣሊ
ሰላመ ኣብ ወሰላመ ወል ወሰላመ መንፈስ ቅዱስ የሀሉ ማእከሌክሙ ኣኃው።
እግዚኦ መሓረነ ክርስቶስ። (3ጊዜ)
በእንተ ማርያም መሓረነ ክርስቶስ።
በእንተ ዮሴፍ መሓረነ ክርስቶስ።
በእንተ ሚካኤል መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ገብርኤል መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ሩፋኤል መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ መላእክት መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ነቢያት መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ሓዋርያት መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ሰማዕታት መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ጻድቃን መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ጊዮርጊስ መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ (ስም ታቦት ስመ)።
በእንተ ማርያም መሓረነ ክርስቶስ
ሰኣሊ ለነ ማርያም ምሕረተ ወልድኪ የሓውጸነ ማርያም፤ ሰኣሊ ለነ ማርያም፡ ለለሰዓቱ ተግባረ እደዊሁ ለወለድኪ ኢንጥፋእ በከንቱ፤ ኵሎ መዓልተ ወኵሎ ሌሊተ ብዙኀ ኃጢኣተ ዘገበርነ ብእንተ ማርያም እምከ ሥረይ ለነ፤ እግዚኦ ኣዕርግ ነፍሳተ ኣግበርቲከ ወኣእማቲክ ክርስቶሳውያን።
ይምሓረነ። ኣቡነ ዘበሰማያት…
ምልእተ ጸጋ ተፈሥሒ፣ እግዚአብሔር መስሌሊ፣ ሰላማዊት ሰላም ለኪ፣ መንፈሳዊት ወንሰግድ ለኪ፣ ማርያም በሥጋ እሳተ መለኮት ዘጾርኪ፣ መንፈስ ቅዱስ ጸለለኪ፣ወኀይለ ልዑል ኣጽንዐኪ፣ ድንግል በኅ ሊናኪ ወድንግል በሥጋኪ።
ኦርኅ ርኅ ተ ሕሊና፣ እንተ ኤልያስ ደመና፤
ወለተ ኢያቄም ወሓና፤
ማርያም ዑፅፍት፡ ወኁብርት በቅድስና፡
ሶበ ነጸረኪ፡ሙሴ በሲና፤
ኅትምት በድንግልና ኣልባቲ ሙስና።
እሴብ ጸጋኪ ኦ! ምልእተ ጸጋ፣ ወእትጋነይ ለኪ ኦ ምልእተ ውዳሴ። ተዘከርኩ በሌሊት ንጽሓ ድንግልናኪ ዘኢማሰነ በፀኒስ፤ ወኢረስሓ በሓሪስ፤ እስመ ቅድስት ቅዱሳን ኣንቲ። እስመ ናሁ ይፈልሕ ሞገደ ፍቅርኪ ዘውስተ ልብየ፣ በፄወ ክህነቱ ለበኵርኪ፣ ቅስሚ ለስሓት ልሳንየ። ምንተ ረባሑ ለመሰንቆ ጽሩዕ፤ ለእመ ኣልቦ ዘይሰነቅዎ፤ ወምንተ ይደምፅ ንቃወ እንዚራ ዘስቁል፤ ለእመኢተነፍሓ በድርገታተ ማህሌት። በድህንፃ መንፈስ ዝብጢ ኣውታረ መሰንቆሁ ለልብየ ወኣስተንፍሲ ውስተ ኣፉየ፣ ከመ እኩን እንዚራሁ ለበኩርኪ። ኦ! ወለተ መርዓ ዘኣልብኪ ሰብሳብ በዲበ ምድር ረስይኒ እኩን ጽዉዓ ውስተ ከብካብኪ ዘበሰማአት። በነቀልቃለ ስብሓት ሁኪዮ ለኣርጋኖነ ህሊናየ ከመ ኢያርምም እምስብሓታተ ፍቅርኪ። ኣሜን።
6
ምህለላ ዘዘመነ ፍልሰታ
ሳድሳይ መዓልቲ
ሚካኤል ሊቀ: መላእክት ሰኣል በእንቲኣነ፡ ወቅዱስ ገብርኤል ኣዕርግ ጸሎተነ።
ኣርባዕቱ እንስሳ መንፈሳዊያን ሰባሕያን ወመዘምራን፡ ሰኣሉ በእንቲኣነ ዕስራ ወኣርባዕቱ ካህ ናተ ሰማይኒ ኣዕርጉ ጸሎተነ።
ነቢያት ወሐዋርያት ጻድቃን ወሰማዕት፡ ሰኣሉ በእንቲኣነ፡ ምስሌክሙ ከመ ይክፍለነ መክፈልተ ወርስተ ለኵልነ።
ማኅበረ ቅዱሳን ወሰማዕት ሰኣሉ በእንቲኣነ፡ መላእክተ ሰማይኒ ኣዕርጉ ጸሎተነ።
ማርያም እግዝእትነ ወላዲተ ኣምላክ፡ ሰኣሊ በእንቲኣነ፡ እስመ ረከብኪ ሞገሰ በኀበ እግዚኣብሔር።
ረከብኪ ሞገሰ መንፈሰ ቅዱሰ ወኀይለ፡ ሰኣሊ ወአስተምህሪ ለነ፡ ማርያም ወልድኪ ሣሀሎ ይክፍለነ።
ኀበ ተርኅወ ገነት ወኀበ ተነጽፈ ዕረፍት፡ ይክፍለነ ነሀሉ፡ ውስተ በኣቶሙ ለቅዱሳን። (3 ጊዜ) ይምሓረነ… ኣቡነ ዘበሰማያት።
ስምዐኒ እግዚኦ ጸሎትየ ሃሌ ሉያ፡ ሃሌ ሉያ፡ ወይብጻሕ ቅድሜከ ገዓርየ ሃሌ ሉያ፡ ሃሌ ሉያ፤ወኢትሚጥ ገጸከ እምኔየ። በዕለተ ምንዳቤየ ኣፅምዕ እዝነከ ኀቤየ፤ ሃሌ ሉያ ሃሌ ሉያ። አመ ዕለተ እጼውዐከ ፍጡነ ስምዐኒ፡ ሃሌ ሉያ ሃሌ ሉያ፡ ለዓለም ወለዓለም ዓለም። ደብተራ ፍጽምት ዘጳውሊ፣
ዘገብራ ከሀሊ፣ ወማኅደሩ ለልዑል ፈለሰት እምዘይበሊ፤ ኀበ ዘኢይበሊ፣ በመሰንቆሁ እንዘ የኀሊ፣ ዳዊት ኣቡሃ ዘወልዳ ወዓሊ።
ሰላም ለፍልሰተ ሥጋኪ ውስተ ልበ ሰብእ ዘኢተኀለየ፤
እንዘ ትትዐፀፊ ጸጋ ወትለብሲ ዕበየ።
ማርያም ሥጋኪ ዘተመሰለ ባሕርየ፤
ተኀፍረ ሞት ኣኮኑ፡ ሶበ ነጸረ ወርእየ፤
እንዘ በደመና ብሩኅ የዓርግ ሰማየ።
ታዐብዮ ነፍስየ ለእግዚኣብሔር፣ (3 ጊዜ)
*ማርያም በስምኪ እመ ማሕየዊ፤
ማኅበረነ ዕቀቢ እመፀራዊ፤
ወመሥገርትኪ ያሥግሮ ለነዓዊ።ሰኣሊ ለነ…
-ማርያም ስምዒ ቃለ ጽራኅነ ኵሎ፤
እምዕንባዜ ነፍስነ ጥቀ ከመ ኣውሎ፤
ናሁ ኣልጸቅነ ለተኀጕሎ።ሰኣሊ ለነ…
*ተሠኀልኒ እግዝእትየ ከመ ኢይኪደኒ ሰብእ፤
ወኢያስርሓኒ ቀትል በዕለተ ፀብእ፤
ማርያም ርድእኒ ለግፉዕ።ሰኣሊ ለነ…
-እግዚኣብሔር ይፌኑ ሣህሎ ወጽድቆ፤
ከመ እግነይ ለኪ ማርያም በኢናፍቆ፤
በመዝሙር ሓዋዝ ወበመሰንቆ።ሰኣሊ ለነ…
ሰላመ ኣብ ወሰላመ ወልድ ወሰላመ መንፈስ ቅዱስ የሀሉ ማእከሌክሙ ኣኃው።
እግዚኦ መሓረነ ክርስቶስ። (3ጊዜ)
በእንተ ማርያም መሓረነ ክርስቶስ።
በእንተ ዮሴፍ መሓረነ ክርስቶስ።
በእንተ ሚካኤል መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ገብርኤል መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ሩፋኤል መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ መላእክት መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ነቢያት መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ሓዋርያት መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ሰማዕታት መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ጻድቃን መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ጊዮርጊስ መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ (ስም ታቦት ስመ)።
በእንተ ማርያም መሓረነ ክርስቶስ
ሰኣሊ ለነ ማርያም ምሕረተ ወልድኪ የሓውጸነ ማርያም፤ ሰኣሊ ለነ ማርያም፡ ለለሰዓቱ ተግባረ እደዊሁ ለወለድኪ ኢንጥፋእ በከንቱ፤ ኵሎ መዓልተ ወኵሎ ሌሊተ ብዙኀ ኃጢኣተ ዘገበርነ ብእንተ ማርያም እምከ ሥረይ ለነ፤ እግዚኦ ኣዕርግ ነፍሳተ ኣግበርቲከ ወኣእማቲክ ክርስቶሳውያን።
ይምሓረነ። ኣቡነ ዘበሰማያት…
ምልእተ ጸጋ ተፈሥሒ፣ እግዚአብሔር ምስሌሊ፣ ሰላማዊት ሰላም ለኪ፣ መንፈሳዊት ወንሰግድ ለኪ፣ ማርያም በሥጋ እሳተ መለኮት ዘጾርኪ፣ መንፈስ ቅዱስ ጸለለኪ፣ወኀለ ልዑል ኣጽንዐኪ፣ ድንግል በኅሊናኪ ወድንግል በሥጋኪ።
ቅድመ ስእልኪ እሰግድ፣ ወለሥእለ ወልድኪ እገኒ፤ ማርያም ድንግል፣ ማርያም እመ ሰዶኒ፣
ማዕበለ ጌጋይ ጽኑዕ፣ ሶበ ለኣስጥሚ በጽሓኒ፤
ሓመርየኒ ማዕዶትየኒ ሃይማኖትየኒ፤
ዘእንበሌኪ ኣልብየ ምንትኒ።
እሴብ ጸጋኪ ኦ መስገርተ ገሪፍ
እንተተወደይኪ ውስተ ባሕረ ዓለም ወኣስተጋባእኪ ኵሎን ዘመደ ዓሣት ዘውእቶሙ መሃይምናን፣ ኣስግርኒ በሓብለ ወንጌሉ ለበኵርኪ። እስመ ናሁ እጸብት ውስተ ባሕረ ሓጢኣት፤ ኣውፅእኒ እምሠርመ ኣበሳ ወጌጋይ፣ ወኣስጥምኒ ውስተ ቀላየ ምህረቱ ለበኵርኪ።፡ሚጢ ላህየ ወኣስተፍስሕኒ ስጥጢ ሠቅየ ወሓሤተ ኣቅንትኒ፤ ኣእትቲ ጸኣተ ሃጣውእየ፤ በመዓዛ ዕፍረትኪ መዝምዝኒ፤ ኣንጽሒ ርስሓትየ ወበደመ ወልድኪ ቀድስኒ። ኣድህንኒ እማዕገተ ጸላኢ ወባልሕኒ እመሥገርተ ከናፍር ወልሳን፤ ወእምትንሣኤ ፀር ዘህቡእ ወዘገሃድ።፡ዕቀብኒ በሓራ ወልድኪ ልቡሳነ ብርሃን፣ ከመ ኢይቅረቡ ሃቤየ ሠራዊተ መስቴማ ጽልሙታን። ኣንሰ ገደፍኩ ነፍስየ ወሥጋየ ውስተ እዴኪ ወእትመሐፀን ብኪ፤ ከመ ታድህንኒ በዝ ዓለም እም እደ ሰብእ እኩያን፤ ወበዘይመጽእ ዓለም እምእደ ሰይጣን ወእም አጋንንቲሁ ጸዋጋን፣ እለ የሰክዩ ነፍሰ ወይስሕቡ ውስተ አንቀጸ ደይን። ስፍሒ እዴኪ ወባርክኒ ለገብርኪ በረከተ ዚኣኪ የሀሉ
ወጸጋ ወልድኪ፤ ላዕለ ኵልነ ኣግብርትኪ ወኣእማትኪ ለዓለመ ዓለም። ኣሜን።
7
ምህለላ ዘዘመነ ፍልሰታ
ሳብዓይ መዓልቲ
ሚካኤል ሊቀ: መላእክት ሰኣል በእንቲኣነ፡ ወቅዱስ ገብርኤል ኣዕርግ ጸሎተነ።
ኣርባዕቱ እንስሳ መንፈሳዊያን ሰባሕያን ወመዘምራን፡ ሰኣሉ በእንቲኣነ ዕስራ ወኣርባዕቱ ካህ ናተ ሰማይኒ ኣዕርጉ ጸሎተነ።
ነቢያት ወሐዋርያት ጻድቃን ወሰማዕት፡ ሰኣሉ በእንቲኣነ፡ ምስሌክሙ ከመ ይክፍለነ መክፈልተ ወርስተ ለኵልነ።
ማኅበረ ቅዱሳን ወሰማዕት ሰኣሉ በእንቲኣነ፡ መላእክተ ሰማይኒ ኣዕርጉ ጸሎተነ።
ማርያም እግዝእትነ ወላዲተ ኣምላክ፡ ሰኣሊ በእንቲኣነ፡ እስመ ረከብኪ ሞገሰ በኀበ እግዚኣብሔር።
ረከብኪ ሞገሰ መንፈሰ ቅዱሰ ወኀይለ፡ ሰኣሊ ወአስተምህሪ ለነ፡ ማርያም ወልድኪ ሣሀሎ ይክፍለነ።
ኀበ ተርኅወ ገነት ወኀበ ተነጽፈ ዕረፍት፡ ይክፍለነ ነሀሉ፡ ውስተ በኣቶሙ ለቅዱሳን። (3) ጊዜ) ይምሓረነ… ኣቡነ ዘበሰማያት።
ስምዐኒ እግዚኦ ጸሎትየ ሃሌ ሉያ፡ ሃሌ ሉያ፡ ወይብጻሕ ቅድሜከ ገዓርየ ሃሌ ሉያ፡ ሃሌ ሉያ፤
ወኢትሚጥ ገጸከ እምኔየ። በዕለተ ምንዳቤየ ኣፅምዕ እዝነከ ኀቤየ፤ ሃሌ ሉያ ሃሌ ሉያ። አመ ዕለተ
እጼውዐከ ፍጡነ ስምዐኒ፡ ሃሌ ሉያ ሃሌ ሉያ፡ ለዓለም ወለዓለም ዓለም።
ደብተራ ፍጽምት ዘጳውሊ፣
ዘገብራ ከሀሊ፣ ወማኅደሩ ለልዑል ፈለሰት እምዘይበሊ፤ ኀበ ዘኢይበሊ፣ በመሰንቆሁ እንዘ የኀ ሊ፣ ዳዊት ኣቡሃ ዘወልዳ ወዓሊ።
ሰላም ለፍልሰተ ሥጋኪ ስቡሓ ዘተሰብሓ፤
እምሥነ ፀሓይ ወወርኅ ሥነ ስብሓቲሁ ኣብርኃ።
እንበሌሊ ድንግል ወእንበለ ወልድኪ በኵረ ፍሥሓ፤
ኣልቦ ለሞት ማአሰሪሁ ዘፈትሓ፤
ወእሙታነ እምሲኦል ኣንቅሓ።
ታዐብዮ ነፍስየ ለእግዚኣብሔር፣ (3 ጊዜ)
*ሶበ ጸዐለ ስመኪ ቅድመ ማኅበር፤
ፀርኪማርያም ሕምዘ ኣርዊ ምድር፤
ከመ ማይ ይትከዐው በኃሳር።ሰኣሊ
-ንግሥተ እሥራኤል ኣንቲ ገባሪት ኃይል፤
ኣጽራረረነ ኣጽድፊ ውስተ ግበ ኀ ጕል፤
ማርያም እሙ ለልዑል።ሰኣሊ ለነ…
*ኣኮኑ ገለዓድ ርስተ ምናሴ ኣቡኪ፤
ዛቲ ሀገር ምስማከ ርእስኪ፤
ማርያም ቅንዒ ለሕዝብኪ ወኢትኅ ድጊ መርዔተኪ። ሰኣሊ ለነ…
-ሶበ ይዴግነኒ ፀር ወይንዕወኒ፤
ተንሥኢ ማርያም ተቀበልኒ፤
ወእምኣበሳየ ፍጡነ ኣንጽሕኒ።ሰኣሊ
ሰላመ ኣብ ወሰላመ ወልድ ወሰላመ መንፈስ ቅዱስ የሀሉ ማእከሌክሙ ኣኃው።
እግዚኦ መሓረነ ክርስቶስ። (3ጊዜ)
በእንተ ማርያም መሓረነ ክርስቶስ።
በእንተ ዮሴፍ መሓረነ ክርስቶስ።
በእንተ ሚካኤል መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ገብርኤል መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ሩፋኤል መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ መላእክት መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ነቢያት መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ሓዋርያት መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ሰማዕታት መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ጻድቃን መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ጊዮርጊስ መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ (ስም ታቦት ስመ)።
በእንተ ማርያም መሓረነ ክርስቶስ
ሰኣሊ ለነ ማርያም ምሕረተ ወልድኪ የሓውጸነ ማርያም፤ ሰኣሊ ለነ ማርያም፡ ለለሰዓቱ ተግባረ እደዊሁ ለወለድኪ ኢንጥፋእ በከንቱ፤ ኵሎ መዓልተ ወኵሎ ሌሊተ ብዙኀ ኃጢኣተ ዘገበርነ ብእንተ ማርያም እምከ ሥረይ ለነ፤ እግዚኦ ኣዕርፍ ነፍሳተ ኣግበርቲከ ወኣእማቲክ ክርስቶሳውያን።
ይምሓረነ። ኣቡነ ዘበሰማያት…
ምልእተ ጸጋ ተፈሥሒ፣ እግዚአብሔር ምስሌሊ፣ ሰላማዊት ሰላም ለኪ፣ መንፈሳዊት ወንሰግድ ለኪ፣ ማርያም በሥጋ እሳተ መለኮት ዘጾርኪ፣ መንፈስ ቅዱስ ጸለለኪ፣ወኀይለ ልዑል ኣጽንዐኪ፣ ድንግል በኅሊናኪ ወድንግል በሥጋኪ።
ሰላም ለሥእልኪ ዘይኤድም ለንጻሬ፤
ዓዲ ሰላም ወለሥእለ ወልኪ በኁባሬ፤
ኣክሊለ ሢመቱ ለጴጥሮስ ማርያም እንተትፀድሊ እምወራውሬ፤
ለተአምርኪ በቋዒት ሶበ ኣቄርብ ዝማሬ፤
ክድንኒ ለገብርኪ ሣህልኪ ጶደሬ።
ዘዘወትር
እሴብ ጸጋኪ ኦ እግዝእትየ ማርያም መላእክት የሴብሑኪ በኣርያም ወበምድር ደቂቀ ኣዳም ለዓለመ ዓለም።
8
ምህለላ ዘዘመነ ፍልሰታ
ሻምናይ መዓልቲ
ሚካኤል ሊቀ: መላእክት ሰኣል በእንቲኣነ፡ ወቅዱስ ገብርኤል ኣዕርግ ጸሎተነ።
ኣርባዕቱ እንስሳ መንፈሳዊያን ሰባሕያን ወመዘምራን፡ ሰኣሉ በእንቲኣነ ዕስራ ወኣርባዕቱ ካህ ናተ ሰማይኒ ኣዕርጉ ጸሎተነ።
ነቢያት ወሐዋርያት ጻድቃን ወሰማዕት፡ ሰኣሉ በእንቲኣነ፡ ምስሌክሙ ከመ ይክፍለነ መክፈልተ ወርስተ ለኵልነ።
ማኅበረ ቅዱሳን ወሰማዕት ሰኣሉ በእንቲኣነ፡ መላእክተ ሰማይኒ ኣዕርጉ ጸሎተነ።
ማርያም እግዝእትነ ወላዲተ ኣምላክ፡ ሰኣሊ በእንቲኣነ፡ እስመ ረከብኪ ሞገሰ በኀበ እግዚኣብሔር።
ረከብኪ ሞገሰ መንፈሰ ቅዱሰ ወኀይለ፡ ሰኣሊ ወአስተምህሪ ለነ፡ ማርያም ወልድኪ ሣህሎ ይክፍለነ።
ኀበ ተርኅወ ገነት ወኀበ ተነጽፈ ዕረፍት፡ ይክፍለነ ነኃሉ፡ ውስተ በኣቶሙ ለቅዱሳን። (3) ጊዜ) ይምሓረነ… ኣቡነ ዘበሰማያት።
ስምዐኒ እግዚኦ ጸሎትየ ሃሌ ሉያ፡ ሃሌ ሉያ፡ ወይብጻሕ ቅድሜከ ገዓርየ ሃሌ ሉያ፡ ሃሌ ሉያ፤
ወኢትሚጥ ገጸከ እምኔየ። በዕለተ ምንዳቤየ ኣፅምዕ እዝነከ ኀቤየ፤ ሃሌ ሉያ ሃሌ ሉያ። አመ ዕለተ
እጼውዐከ ፍጡነ ስምዐኒ፡ ሃሌ ሉያ ሃሌ ሉያ፡ ለዓለም ወለዓለም ዓለም።
ደብተራ ፍጽምት ዘጳውሊ፣
ዘገብራ ከሀሊ፣ ወማኅደሩ ለልዑል ፈለሰት እምዘይበሊ፤ ኀበ ዘኢይበሊ፣ በመሰንቆሁ እንዘ የኀሊ፣ ዳዊት ኣቡሃ ዘወልዳ ወዓሊ።
ሰላም ለፍልሰተ ሥጋኪ ለሊቀ ካህ ናት ዘኣደሞ፤
መሥዋዕተ መድኃኒት ያዕርግ ቅድስተ ቅዱሳን ቀዊሞ።
ለመልኣከ ሞት ፀዋግ መልኣከ በቀል ወተቀይሞ፤
ሚመጠን ኣድወዮ ወሚመጠን ኣሕመሞ፣
ሞገሰ ፍልሰትኪ ማርያም ዘኣምላኽ ኀተሞ።
ታዐብዮ ነፍስየ ለእግዚኣብሔር፣ (3 ጊዜ)
*ማርያም ሰምዒ ቃለ ጸሎትነ፤
ወይብጻሕ ቅድሜኪ ገዓርን፤
ወኢትሚጢ ገጸኪ እምኔነ።ሰኣሊ ለነ
-ትባርከኪ ነፍስየ በኣትሕቶ ርእስ፤
ወይገንያ ኣዕጽምትየ ለእመ ንጉሥ፤
ለስመ ዚኣኪ ቡሩክ ወቅዱስ።ሰኣሊ
*ንብርከኪ ድንግል በኵሉ ኃይልነ፤
እስመ ለበስኪ ስብሓት ወኣሚነ፤
ወደመናት ረሰይኪ ኣሣእነ።ሰኣሊ ለነ
-ዘርኣ ኣብርሃም ኵሎሙ ኣግብርቲሁ፤
ወደቂቀ ያዕቆብ ለልዑል
ኅሩያኒሁ፤
ለስመ ዚኣኪ ድንግል ይሴብሑ።
ሰኣሊ ለነ…
ሰላመ ኣብ ወሰላመ ወልድ ወሰላመ መንፈስ ቅዱስ የሀሉ ማእከሌክሙ ኣኃው።
እግዚኦ መሓረነ ክርስቶስ። (3ጊዜ)
በእንተ ማርያም መሓረነ ክርስቶስ።
በእንተ ዮሴፍ መሓረነ ክርስቶስ።
በእንተ ሚካኤል መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ገብርኤል መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ሩፋኤል መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ መላእክት መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ነቢያት መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ሓዋርያት መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ሰማዕታት መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ጻድቃን መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ጊዮርጊስ መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ (ስም ታቦት ስመ)።
በእንተ ማርያም መሓረነ ክርስቶስ
ሰኣሊ ለነ ማርያም ምሕረተ ወልድኪ የሓውጸነ ማርያም፤ ሰኣሊ ለነ ማርያም፡ ለለሰዓቱ ተግባረ እደዊሁ ለወለድኪ ኢንጥፋእ በከንቱ፤ ኵሎ መዓልተ ወኵሎ ሌሊተ ብዙኀ ኃጢኣተ ዘገበርነ ብእንተ ማርያም እምከ ሥረይ ለነ፤ እግዚኦ ኣዕርግ ነፍሳተ ኣግበርቲከ ወኣእማቲክ ክርስቶሳውያን።
ይምሓረነ። ኣቡነ ዘበሰማያት…
ምልእተ ጸጋ ተፈሥሒ፣ እግዚአብሕር ምስሌሊ፣ ሰላማዊት ሰላም ለኪ፣ መንፈሳዊት ወንሰግድ ለኪ፣ ማርያም በሥጋ እሳተ መለኮት ዘጾርኪ፣ መንፈስ ቅዱስ ጸለለኪ፣ወኀ ይለ ልዑል ኣጽንዐኪ፣ ድንግል በኅሊናኪ ወድንግል በሥጋኪ።
ሰላም ለሥእልኪ፣ መዓዛ ቀዳሴ ዘቦቱ፤
ወለሥእለ ወልድኪ ሰላም፣ ዘያስተፌሥሕ ሥነ ርእዮቱ፤
ለሓዋርያ እንድርያስ ቀዳማዊ፣ ማርያም ሃይማኖቱ፤
ናሁ ገደፍኩ ሕይወትየ፣ ቅድመ ተኣምርኪ ዝንቱ፤
ዓለምኒ ኀላፊ፤ ንብረቱ ኀላፊ እስመ ኵሉ ኃላፊ ውእቱ።
እሴብ ጸጋኪ ኦ! እግዝእትየ ማርያም፤ ዓለም ሃላፊ ከመ ቈጽለ ገዳም ረጋፊ፤ በከመ ይቤ ሄኖክ ጸሓፊ። እንበለ ዝናም ደመና፤ ወእንበለ ምግባር ምንኵስና፤ እግዚኣብሔር የኣምር ኅልና። ተዘከሪ ነፍስየ በምድር ንዴተ፤ ወበሰማይ እሳተ ዳግማይ ሞተ፤ በቅድመ ኣምላክ ኃፍረተ። አይቴ ሀለዉ ቀደምት ነገሥታት፤ እለ የለብሱ ልብሰ ቀጠንት፤ ኢትፍርህዋ ለሞት ፍርሕዋ ለኃጢኣት። አይቴ ሀለዉ ቀደምት ጳጳሳት፤ እለ የሜህሩ ቃለ ሃይማኖት፤ ኢትፍርህዋ ለሞት ፍርህዋ ለኃጢኣት። ኣይቴ ሀለዉ ቀደምት ቀሳውስት፤ እለ የጠብሑ ሥጋ መለኮት፤ኢትፍርህዋ ለሞት ፍርህዋ ለኃጢኣት። ኣይቴ ሃለዉ ቀደምት ዲያቆናት፤ እለ ይቀድሑ ደመ መለኮት፤ ሩጾቶሙ ከመ ነፋሳት፤ ኢትፍርህዋ ለሞት ፍርህዋ ለኃጢኣት። ኣይቴ ሀለዉ ቀደምት መነኮሳት፤ ንብረቶም ገዳማት፤ ሲሳዮም ሓመልማለት፤ ኢትፍርህዋ ለሞት ፍርህዋ ለኃጢኣት። ስብሓት ለማርያም፤ ይነግር ኣፉየ ወኵሉ ዘሥጋ ይባርክ ለስማ ቅዱስ፤ ለእመ ንጉሥ ለዓለመ ዓለም። ኣሜን።
9
ምህለላ ዘዘመነ ፍልሰታ
ታስዓይ መዓልቲ
ሚካኤል ሊቀ: መላእክት ሰኣል በእንቲኣነ፡ ወቅዱስ ገብርኤል ኣዕርግ ጸሎተነ።
ኣርባዕቱ እንስሳ መንፈሳዊያን ሰባሕያን ወመዘምራን፡ ሰኣሉ በእንቲኣነ ዕስራ ወኣርባዕቱ ካህ ናተ ሰማይኒ ኣዕርጉ ጸሎተነ።
ነቢያት ወሐዋርያት ጻድቃን ወሰማዕት፡ ሰኣሉ በእንቲኣነ፡ ምስሌክሙ ከመ ይክፍለነ መክፈልተ ወርስተ ለኵልነ።
ማኅበረ ቅዱሳን ወሰማዕት ሰኣሉ በእንቲኣነ፡ መላእክተ ሰማይኒ ኣዕርጉ ጸሎተነ።
ማርያም እግዝእትነ ወላዲተ ኣምላክ፡ ሰኣሊ በእንቲኣነ፡ እስመ ረከብኪ ሞገሰ በኀበ እግዚኣብሔር።
ረከብኪ ሞገሰ መንፈሰ ቅዱሰ ወኀይለ፡ ሰኣሊ ወአስተምህሪ ለነ፡ ማርያም ወልድኪ ሣህሎ ይክፍለነ።
ኀበ ተርኅወ ገነት ወኀበ ተነጽፈ ዕረፍት፡ ይክፍለነ ነሀሉ፡ ውስተ በኣቶሙ ለቅዱሳን። (3) ጊዜ) ይምሓረነ… ኣቡነ ዘበሰማያት።
ስምዐኒ እግዚኦ ጸሎትየ ሃሌ ሉያ፡ ሃሌ ሉያ፡ ወይብጻሕ ቅድሜከ ገዓርየ ሃሌ ሉያ፡ ሃሌ ሉያ፤
ወኢትሚጥ ገጸከ እምኔየ። በዕለተ ምንዳቤየ ኣፅምዕ እዝነከ ኀቤየ፤ ሃሌ ሉያ ሃሌ ሉያ። አመ ዕለተ እጼውዐከ ፍጡነ ስምዐኒ፡ ሃሌ ሉያ ሃሌ ሉያ፡ ለዓለም ወለዓለም ዓለም።
ደብተራ ፍጽምት ዘጳውሊ፣ዘገብራ ከሀሊ፣ ወማኅደሩ ለልዑል ፈለሰት
እምዘይበሊ፤ ኀበ ዘኢይበሊ፣ በመሰንቆሁ እንዘ የኀ ሊ፣ ዳዊት ኣቡሃ ዘወልዳ ወዓሊ።
ሰላም ለፍልሰተ ሥጋኪ እምዓለመ መትኅት ኀላፊ፤
ውስተ ዓውደ ኪሩብ ተሀሉ እንዘ የዐቅባ ሱራፊ፤
ማርያም ስብሕት እምሥነ ጽጌያት ዘወርኀ ታወፊ፤
ናሁ ተሰጠምኩ ውስተ ባሕረ-ጽልመት ጸናፊ፤
በሓመረ ንግሥኪ ወትረ ኪያየ ኀድፊ።
ታዐብዮ ነፍስየ ለእግዚኣብሔር፣ (3 ጊዜ)
*ለእግዚኣብሔር ግነዩ ወጸውዑ ስሞ፤
ከመ ካህናት ዘርእዮሙ ነቢየ ፍጥሞ፤
ዘኣልቦ ጽርዐት ወኣርሞሞ።ሰኣሊ ለነ
-ንዑ ንስግድ ቅድመ ሥእላ፤
ለማርያ ድንግል ርግበ ገሊላ፤
እስመ ወለደት ለነ ኣምላከ ተድላ።
ሰኣሊ ለነ…
*ንዑ ንስግድ ወንግነይ ላቲ፤
ለማርያም ድንግል ወለተ ማቲ፤
እስመ ተስፋነ ንረክብ እምይእቲ።ሰኣሊ ለነ…
-ንዑ ንስግድ ቅድመ ሥላሴ፤
ለማርያም ድንግል ወለተ ሙሴ፤
እስመ ወለደት ኣምላከ ነጋሤ።ሰኣሊ
*ንዑ ንስግድ ቅድመ ንግሣ፤
ኣምላክ ኀደረ በውስተ ከርሣ፤
ሠራዬ ኃጢኣት ወኣበሳ።ሰኣሊ ለነ…
ሰላመ ኣብ ወሰላመ ወልድ ወሰላመ መንፈስ ቅዱስ የሀሉ ማእከሌክሙ ኣኃው።
እግዚኦ መሓረነ ክርስቶስ። (3ጊዜ)
በእንተ ማርያም መሓረነ ክርስቶስ።
በእንተ ዮሴፍ መሓረነ ክርስቶስ።
በእንተ ሚካኤል መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ገብርኤል መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ሩፋኤል መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ መላእክት መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ነቢያት መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ሓዋርያት መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ሰማዕታት መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ጻድቃን መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ጊዮርጊስ መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ (ስም ታቦት ስመ)።
በእንተ ማርየም መሓረነ ክርስቶስ
ሰኣሊ ለነ ማርያም ምሕረተ ወልድኪ የሓውጸነ ማርያም፤ ሰኣሊ ለነ ማርያም፡ ለለሰዓቱ ተግባረ እደዊሁ ለወለድኪ ኢንጥፋእ በከንቱ፤ ኵሎ መዓልተ ወኵሎ ሌሊተ ብዙኀ ኃጢኣተ ዘገበርነ ብእንተ ማርያም እምከ ሥረይ ለነ፤ እግዚኦ ኣዕርግ ነፍሳተ ኣግበርቲከ ወኣእማቲክ ክርስቶሳውያን።
ይምሓረነ። ኣቡነ ዘበሰማያት…
ምልእተ ጸጋ ተፈሥሒ፣ እግዚአብሔር ምስሌሊ፣ ሰላማዊት ሰላም ለኪ፣ መንፈሳዊት ወንሰግድ ለኪ፣ ማርያም በሥጋ እሳተ መለኮት ዘጾርኪ፣ መንፈስ ቅዱስ ጸለለኪ፣ወኀይለ ልዑል ኣጽንዐኪ፣ ድንግል በኅሊናኪ ወድንግል በሥጋኪ።
ሰላም ለሥእልኪ ዘክንፈ መላእክት ምጽላሉ፤
ወፀዳለ ክርስቶስ ሥነ ፀዳሉ፤
እመ ያዕቆብ በጸጋ ማርያም ንግሥተ ኵሉ፤
ናሁ ኣግብርትኪ በቃለ ማኅሌት ይብሉ፤
ስብሓት ወክብር ወሰጊድ ለመንግሥተኪ የደሉ።
እሴብ ጸጋኪ ኦ እግዝእትየ ማርያም ዕፅ ልምልምት ወፍሬ ጥዕምት እም ሓና ወኢያቄም ዘሠረጸት። (ኣብ ነፍስ ወከፍ ምዕራፍ፤ ሓረ ወይን፡ ሓረገ ወይን፡ ሓረገ ወይን ኣንቲ ማርያም በል።)
ትመስሊ ፊደለ፤ ትመስሊ መሶመ፤
ወትወልዲ ወንጌለ፤ ወትወልዲ ኮከበ፤
ወታገምሪ መስቀለ። ወታጸግቢ ርሁበ።
ሓረወይን ሓረወይን…
ትመስሊ ሰማየ፤ ትመስሊ ጽላተ፤
ወትወልዲ ፀሓየ፤ ወትወልዲ ታቦተ፤
ቀታገምሪ ኣዶናየ። ወታገምሪ መለኮተ።
ለኣብ መርዓቱ፤
ትመስሊ ደመና፤ ለወልድ ወላዲቱ፤
ወትወልዲ ህብስተ መና፤ ወለመንፈስ ቅዱስ
ወታገምሪ ጥዒና። ጽርሓ ቤት።
ትመስሊ ስኂነ፤
ወትወልዲ መድኅነ፤
ወትፌውሲ ድዉያነ።
ትመስሊ ምብራቀ፤
ቀትወልዲ መብረቀ፤
ወታለብሲ ዕሩቀ።
ስብሓት ለኪ፤ ዘበልዐ ሥጋ ወልድኪ፤
ወዘሰትየ ደመ መሢሕኪ፤ አግብርትኪ
ወኣእማቲኪ ለዓለመ ዓለም። ኣሜን።
10
ምህለላ ዘዘመነ ፍልሰታ
ዓሥራይ መዓልቲ
ሚካኤል ሊቀ: መላእክት ሰኣል በእንቲኣነ፡ ወቅዱስ ገብርኤል ኣዕርግ ጸሎተነ።
ኣርባዕቱ እንስሳ መንፈሳዊያን ሰባሕያን ወመዘምራን፡ ሰኣሉ በእንቲኣነ ዕስራ ወኣርባዕቱ ካህ ናተ ሰማይኒ ኣዕርጉ ጸሎተነ።
ነቢያት ወሐዋርያት ጻድቃን ወሰማዕት፡ ሰኣሉ በእንቲኣነ፡ ምስሌክሙ ከመ ይክፍለነ መክፈልተ ወርስተ ለኵልነ።
ማኅበረ ቅዱሳን ወሰማዕት ሰኣሉ በእንቲኣነ፡ መላእክተ ሰማይኒ ኣዕርጉ ጸሎተነ።
ማርያም እግዝእትነ ወላዲተ ኣምላክ፡ ሰኣሊ በእንቲኣነ፡ እስመ ረከብኪ ሞገሰ በኀበ እግዚኣብሔር።
ረከብኪ ሞገሰ መንፈሰ ቅዱሰ ወኀይለ፡ ሰኣሊ ወአስተምህሪ ለነ፡ ማርያም ወልድኪ ሣህሎ ይክፍለነ።
ኀበ ተርኅወ ገነት ወኀበ ተነጽፈ ዕረፍት፡ ይክፍለነ ነሀሉ፡ ውስተ በኣቶሙ ለቅዱሳን። (3) ጊዜ) ይምሓረነ… ኣቡነ ዘበሰማያት።
ስምዐኒ እግዚኦ ጸሎትየ ሃሌ ሉያ፡ ሃሌ ሉያ፡ ወይብጻሕ ቅድሜከ ገዓርየ ሃሌ ሉያ፡ ሃሌ ሉያ፤
ወኢትሚጥ ገጸከ እምኔየ። በዕለተ ምንዳቤየ ኣፅምዕ እዝነከ ኀቤየ፤ ሃሌ ሉያ ሃሌ ሉያ። አመ ዕለተ
እጼውዐከ ፍጡነ ስምዐኒ፡ ሃሌ ሉያ ሃሌ ሉያ፡ ለዓለም ወለዓለም ዓለም።
ደብተራ ፍጽምት ዘጳውሊ፣
ዘገብራ ከሀሊ፣ ወማኅደሩ ለልዑል ፈለሰት እምዘይበሊ፤ ኀበ ዘኢይበሊ፣ በመሰንቆሁ እንዘ የኀሊ፣ ዳዊት ኣቡሃ ዘወልዳ ወዓሊ።
ሰላም ለፍልሰተ ሥጋኪ ዘኣጥናን ኃይሉ፤
ወኣኤናዎን መዝራዕተ ሣህሉ።
ማርያም ዝክርኪ ለትውልደ ትውልድ ዘይሄሉ፤
ኣምጻኢተ ምሕረት ማርያም ለኃጥኣነ ምደር ኵሉ፤
ስብሕት ማርያም ለክርስቶስ ኣባሉ።
ታዐብዮ ነፍስየ ለእግዚኣብሔር፣ (3 ጊዜ)
*ጥቡዕ ልብየ ጥቡዕ ልብየ፤
በፍቅርኪማርያም እግዝእትየ፤
ሃገረ ጥቅም ረስዪ ዓፀድየ።ሰኣሊ ለነ
-በከንቱ ጸብኡኒ ልሙዳነ ፀብእ
ወኣብቀዉ ላዕሌየ ኣፈ ሓጥእ፤
ማርያም ርድእኒ ለግፉዕ።ሰኣሊ ለነ…
*ከመ ተሚጢ ልበነ እምነገረ ከንቱ ወበክ፤
ለኪ ማርያም እመ ኣምላክ፤
ኣንሥኣ እደዊነ መሥዋዕተ ሠርክሰኣሊ
-ለእግዚኣብሔር ስቡሕ ንሴብሖ፤ዝንዘ ንጸርሕ ፈድፋደ በከልሖ፤
ወለሥእልኪ ደንግል ንኤምኆ።ሰኣሊ ለነ…
ሰላመ ኣብ ወሰላመ ወልድ ወሰላመ መንፈስ ቅዱስ የሀሉ ማእከሌክሙ ኣኃው።
እግዚኦ መሓረነ ክርስቶስ። (3ጊዜ)
በእንተ ማርያም መሓረነ ክርስቶስ።
በእንተ ዮሴፍ መሓረነ ክርስቶስ።
በእንተ ሚካኤል መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ገብርኤል መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ሩፋኤል መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ መላእክት መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ነቢያት መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ሓዋርያት መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ሰማዕታት መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ጻድቃን መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ጊዮርጊስ መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ (ስም ታቦት ስመ)።
በእንተ ማርያም መሓረነ ክርስቶስ
ሰኣሊ ለነ ማርያም ምሕረተ ወልድኪ የሓውጸነ ማርያም፤ ሰኣሊ ለነ ማርያም፡ ለለሰዓቱ ተግባረ እደዊሁ ለወለድኪ ኢንጥፋእ በከንቱ፤ ኵሎ መዓልተ ወኵሎ ሌሊተ ብዙኀ ኃጢኣተ ዘገበርነ ብእንተ ማርያም እምከ ሥረይ ለነ፤ እግዚኦ ኣዕርግ ነፍሳተ ኣግበርቲከ ወኣእማቲክ ክርስቶሳውያን።
ይምሓረነ። ኣቡነ ዘበሰማያት…
ምልእተ ጸጋ ተፈሥሒ፣ እግዚአብሔር ምስሌሊ፣ ሰላማዊት ሰላም ለኪ፣ መንፈሳዊት ወንሰግድ ለኪ፣ ማርያም በሥጋ እሳተ መለኮት ዘጾርኪ፣ መንፈስ ቅዱስ ጸለለኪ፣ወኀይለ ልዑል ኣጽንዐኪ፣ ድንግል በኅሊናኪ ወድንግል በሥጋኪ።
ሰላም ለሥእልኪ፣ ወለሥእለ ወልድኪ ዘስዐሞ፤
ዮሓንስ ርሄ፣ የሓንስ ቀናንሞ፤
ለዝ ወልድኪ ፈጣሪ፣ ህሩመ በቀል ወተቀይሞ፤
ማርያም ሀብኒ ባእዴኪ፣ እንዘ ትጼውዒ ስሞ፤
ሥጋሁ ቅዱሰ ወክቡረ ደሞ።
እሴብ ጸጋኪ ኦ! እግዝእትየ ማርያም፤ ዓለም ኀላፊ ከመ ቈጽለ ገዳም ረጋፊ፤ በከመ ይቤ ሄኖክ ጸሓፊ። እንበለ ዝናም ደመና፤ ወእንበለ ምግባር ምንኵስና፤ እግዚኣብሔር የኣምር ኅልና። ተዘከሪ ነፍስየ በምድር ንዴተ፤ ወበሰማይ እሳተ ዳግማይ ሞተ፤ በቅድመ ኣምላክ ኃፍረተ። አይቴ ሀለዉ ቀደምት ነገሥታት፤ እለ የለብሱ ልብሰ ቀጠንት፤ ኢትፍርህዋ ለሞት ፍርሕዋ ለኃጢኣት። አይቴ ሀለዉ ቀደምት ጳጳሳት፤ እለ የሜህሩ ቃለ ሃይማኖት፤ ኢትፍርህዋ ለሞት ፍርህዋ ለኃጢኣት። ኣይቴ ሀለዉ ቀደምት ቀሳውስት፤ እለ የጠብሑ ሥጋ መለኮት፤ኢትፍርህዋ ለሞት ፍርህዋ ለኃጢኣት። ኣይቴ ሃለዉ ቀደምት ዲያቆናት፤ እለ ይቀድሑ ደመ መለኮት፤ ሩጾቶሙ ከመ ነፋሳት፤ ኢትፍርህዋ ለሞት ፍርህዋ ለኃጢኣት። ኣይቴ ሀለዉ ቀደምት መነኮሳት፤ ንብረቶም ገዳማት፤ ሲሳዮም ሓመልማለት፤ ኢትፍርህዋ ለሞት ፍርህዋ ለኃጢኣት። ስብሓት ለማርያም፤ ይነግር ኣፉየ ወኵሉ ዘሥጋ ይባርክ ለስማ ቅዱስ፤ ለእመ ንጉሥ ለዓለመ ዓለም። አሜን።
11
ምህለላ ዘዘመነ ፍልሰታ
መበል 11 መዓልቲ
ሚካኤል ሊቀ: መላእክት ሰኣል በእንቲኣነ፡ ወቅዱስ ገብርኤል ኣዕርግ ጸሎተነ።
ኣርባዕቱ እንስሳ መንፈሳዊያን ሰባሕያን ወመዘምራን፡ ሰኣሉ በእንቲኣነ ዕስራ ወኣርባዕቱ ካህ ናተ ሰማይኒ ኣዕርጉ ጸሎተነ።
ነቢያት ወሐዋርያት ጻድቃን ወሰማዕት፡ ሰኣሉ በእንቲኣነ፡ ምስሌክሙ ከመ ይክፍለነ መክፈልተ ወርስተ ለኵልነ።
ማኅበረ ቅዱሳን ወሰማዕት ሰኣሉ በእንቲኣነ፡ መላእክተ ሰማይኒ ኣዕርጉ ጸሎተነ።
ማርያም እግዝእትነ ወላዲተ ኣምላክ፡ ሰኣሊ በእንቲኣነ፡ እስመ ረከብኪ ሞገሰ በኀበ እግዚኣብሔር።
ረከብኪ ሞገሰ መንፈሰ ቅዱሰ ወኀይለ፡ ሰኣሊ ወአስተምህሪ ለነ፡ ማርያም ወልድኪ ሣህሎ ይክፍለነ።
ኀበ ተርኅወ ገነት ወኀበ ተነጽፈ ዕረፍት፡ ይክፍለነ ነሀሉ፡ ውስተ በኣቶሙ ለቅዱሳን። (3) ጊዜ) ይምሓረነ… ኣቡነ ዘበሰማያት።
ስምዐኒ እግዚኦ ጸሎትየ ሃሌ ሉያ፡ ሃሌ ሉያ፡ ወይብጻሕ ቅድሜከ ገዓርየ ሃሌ ሉያ፡ ሃሌ ሉያ፤
ወኢትሚጥ ገጸከ እምኔየ። በዕለተ ምንዳቤየ ኣፅምዕ እዝነከ ኀቤየ፤ ሃሌ ሉያ ሃሌ ሉያ። አመ ዕለተ
እጼውዐከ ፍጡነ ስምዐኒ፡ ሃሌ ሉያ ሃሌ ሉያ፡ ለዓለም ወለዓለም ዓለም።
ደብተራ ፍጽምት ዘጳውሊ፣
ዘገብራ ከሀሊ፣ ወማኅደሩ ለልዑል ፈለሰት እምዘይበሊ፤ ኀበ ዘኢይበሊ፣ በመሰንቆሁ እንዘ የኀሊ፣ ዳዊት ኣቡሃ ዘወልዳ ወዓሊ።
ሰላም ለፍልሰተ ሥጋኪ እግዚኣብሔር ዘተዋሓዳ፤
ወተካለፈለ ክበዳ።
ለፍልሰትኪ ማርያም እም ኢየሩሳሌም ምድረ ይሁዳ፤
ስኂነ ተዝካር አፈወ ዕፍረት ፀዓዳ፤
ነገሥተ ተርሴስ ወደሰያት ያበውኡ ጋዳ።
ታዐብዮ ነፍስየ ለእግዚኣብሔር፣ (3 ጊዜ)
*ኣጽምእ ሰማየ ነገረ ዚኣየ፤
ወትስማዕ ምድር ቃለ ኣፉየ፤
ማርያም ኣንቲ ትውክልትየ።ሰኣሊ ለነ
-እስመ እሳት ትነድድ እመዓተ ኣምላክ ወልዳ፤
ወታውዒ ፀረ በዕለተ ፍዳ፤
ማርያም ንግሥት ዘይሁዳ።ሰኣሊ ለነ
*ፀንዐ ልብየ በእግዚኣብሔር ግሩም፤
እምቅድመ ይትኢወለድ እምድንግል ማርያም፤
ጸሎተ ሓና ተሰምዐ በሴሎም።
ሰኣሊ ለነ…
-ኣንሰ እቤ በኑኃ መዋዕልየ ኵሉ፤
በእንቲኣኪ ማርያም ሥጋ ኣባሉ፤
ይተመየጠኒ ወለድኪ በሥህሉ። ሰኣሊ ለነ…
ሰላመ ኣብ ወሰላመ ወልድ ወሰላመ መንፈስ ቅዱስ የሀሉ ማእከሌክሙ ኣኃው።
እግዚኦ መሓረነ ክርስቶስ። (3ጊዜ)
በእንተ ማርያም መሓረነ ክርስቶስ።
በእንተ ዮሴፍ መሓረነ ክርስቶስ።
በእንተ ሚካኤል መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ገብርኤል መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ሩፋኤል መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ መላእክት መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ነቢያት መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ሓዋርያት መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ሰማዕታት መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ጻድቃን መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ጊዮርጊስ መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ (ስም ታቦት ስመ)።
በእንተ ማርያም መሓረነ ክርስቶስ
ሰኣሊ ለነ ማርያም ምሕረተ ወልድኪ የሓውጸነ ማርያም፤ ሰኣሊ ለነ ማርያም፡ ለለሰዓቱ ተግባረ እደዊሁ ለወለድኪ ኢንጥፋእ በከንቱ፤ ኵሎ መዓልተ ወኵሎ ሌሊተ ብዙኀ ኃጢኣተ ዘገበርነ ብእንተ ማርያም እምከ ሥረይ ለነ፤ እግዚኦ ኣዕርግ ነፍሳተ ኣግበርቲከ ወኣእማቲክ ክርስቶሳውያን።
ይምሓረነ። ኣቡነ ዘበሰማያት…
ምልእተ ጸጋ ተፈሥሒ፣ እግዚአብሔር ምስሌሊ፣ ሰላማዊት ሰላም ለኪ፣ መንፈሳዊት ወንሰግድ ለኪ፣ ማርያም በሥጋ እሳተ መለኮት ዘጾርኪ፣ መንፈስ ቅዱስ ጸለለኪ፣ወኀይለ ልዑል ኣጽንዐኪ፣ ድንግል በኅሊናኪ ወድንግል በሥጋኪ።
ሰላም ለሥእልኪ፣ ወለሥእለ ወልድኪ በመትሎ፤
እንተ ነገደ ወሖረ፣ መንገለ ዓቃርዮስ ሀሎ፤
ለዝ ወልድኪ መሓሪ ስምዖን ዘተወከሎ፣
ከመ ይጸግወኒ ጽድቆ፣ ወከመ የሀበኒ ሣህሎ፤
ድንግል በእንቲኣየ፣ አብዝሂ ተንብሎ
እሴብ ጸጋኪ ኦ! ምልእተ ጸጋ፣ ወእትጋነይ ለኪ ኦ ምልእተ ውዳሴ። ተዘከርኩ በሌሊት ንጽሓ ድንግልናኪ ዘኢማሰነ በፀኒስ፤ ወኢረስሓ በሓሪስ፤ እስመ ቅድስት ቅዱሳን ኣንቲ። እስመ ናሁ ይፈልሕ ሞገደ ፍቅርኪ ዘውስተ ልብየ፣ በፄወ ክህነቱ ለበኵርኪ፣ ቅስሚ ለስሓት ልሳንየ። ምንተ ረባሑ ለመሰንቆ ጽሩዕ፤ ለእመ ኣልቦ ዘይሰነቅዎ፤ ወምንተ ይደምፅ ንቃወ እንዚራ ዘስቁል፤ ለእመኢተነፍሓ በድርገታተ ማህሌት። በድህንፃ መንፈስ ዝብጢ ኣውታረ መሰንቆሁ ለልብየ ወኣስተንፍሲ ውስተ ኣፉየ፣ ከመ እኩን እንዚራሁ ለበኩርኪ። ኦ! ወለተ መርዓ ዘኣልብኪ ሰብሳብ በዲበ ምድር ረስይኒ እኩን ጽዉዓ ውስተ ከብካብኪ ዘበሰማአት። በነቀልቃለ ስብሓት ሁኪዮ ለኣርጋኖነ ህሊናየ ከመ ኢያርምም እምስብሓታተ ፍቅርኪ። ኣሜን።
ምህለላ ዘዘመነ ፍልሰታ
መበል 12 መዓልቲ
12
ሚካኤል ሊቀ: መላእክት ሰኣል በእንቲኣነ፡ ወቅዱስ ገብርኤል ኣዕርግ ጸሎተነ።
ኣርባዕቱ እንስሳ መንፈሳዊያን ሰባሕያን ወመዘምራን፡ ሰኣሉ በእንቲኣነ ዕስራ ወኣርባዕቱ ካህ ናተ ሰማይኒ ኣዕርጉ ጸሎተነ።
ነቢያት ወሐዋርያት ጻድቃን ወሰማዕት፡ ሰኣሉ በእንቲኣነ፡ ምስሌክሙ ከመ ይክፍለነ መክፈልተ ወርስተ ለኵልነ።
ማኅበረ ቅዱሳን ወሰማዕት ሰኣሉ በእንቲኣነ፡ መላእክተ ሰማይኒ ኣዕርጉ ጸሎተነ።
ማርያም እግዝእትነ ወላዲተ ኣምላክ፡ ሰኣሊ በእንቲኣነ፡ እስመ ረከብኪ ሞገሰ በኀበ እግዚኣብሔር።
ረከብኪ ሞገሰ መንፈሰ ቅዱሰ ወኀይለ፡ ሰኣሊ ወአስተምህሪ ለነ፡ ማርያም ወልድኪ ሣህሎ ይክፍለነ።
ኀበ ተርኅወ ገነት ወኀበ ተነጽፈ ዕረፍት፡ ይክፍለነ ነሀሉ፡ ውስተ በኣቶሙ ለቅዱሳን። (3) ጊዜ) ይምሓረነ… ኣቡነ ዘበሰማያት።
ስምዐኒ እግዚኦ ጸሎትየ ሃሌ ሉያ፡ ሃሌ ሉያ፡ ወይብጻሕ ቅድሜከ ገዓርየ ኃሌ ሉያ፡ ሀሌ ሉያ፤
ወኢትሚጥ ገጸከ እምኔየ። በዕለተ ምንዳቤየ ኣፅምዕ እዝነከ ኀቤየ፤ ሃሌ ሉያ ሃሌ ሉያ። አመ ዕለተ
እጼውዐከ ፍጡነ ስምዐኒ፡ ሃሌ ሉያ ሃሌ ሉያ፡ ለዓለም ወለዓለም ዓለም።
ደብተራ ፍጽምት ዘጳውሊ፣
ዘገብራ ከኃሊ፣ ወማኅ ደሩ ለልዑል ፈለሰት እምዘይበሊ፤ ኀበ ዘኢይበሊ፣ በመሰንቆሁ እንዘ የኀሊ፣ ዳዊት ኣቡሃ ዘወልዳ ወዓሊ።
ሰላም ለፍልሰተ ሥጋኪ እግዚኣብሔር ዘኣልዐሎ፤
እም ፍለሰተ ኤልያስ ነቢይ ሴሎ።
ውስተ ብሔር ጽድቅ ሰድኒ ማርያም በክንፈ ኣውሎ፤
ለምንት ኣነ በፍግዓ ወበጥዒና እዴሎ፤
እንዘ ይዴግነኒ ሞት ዘይኰንን ኵሎ።
ታዐብዮ ነፍስየ ለእግዚኣብሔር፣ (3 ጊዜ)
*ማርያም በቅድሜኪ ከመ ኣድገ መረብ እነቁ፤
ወእነብብ ከመ ርግብ ወኣስቆቁ፤
ሣህልኪ ይምጻእ እምሥራቁ።ሰኣሊ
-ሕይወትነ ወጽኣት ወኀለፍት ዓዲ፤
ከመ ዘይተክል ለኀዲር ወኢያጐነዲ፤
ፈላሲ ነኪር ወነጋዲ።ሰኣሊ ለነ…
*ለጻድቃን ኣኮ ሥርዓተ ንስሓ ዘኮነ፤
ዳእሙ ለኃጥኣን እለ ከማነ፤
ማርያም ሥረዪ ኣበሳነ።ሰኣሊ ለነ…
-እመ ተለዓለ ጥቀ ወእመ ፈድፋደ ዐብየ፤
ኢትመጥውኒ ማርያም ለኃጢኣትየ፤
ወኢትዕቀቢ ሊተ እከይ።ሰኣሊ ለነ…
ሰላመ ኣብ ወሰላመ ወልድ ወሰላመ መንፈስ ቅዱስ የሀሉ ማእከሌክሙ ኣኃው።
እግዚኦ መሓረነ ክርስቶስ። (3ጊዜ)
በእንተ ማርያም መሓረነ ክርስቶስ።
በእንተ ዮሴፍ መሓረነ ክርስቶስ።
በእንተ ሚካኤል መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ገብርኤል መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ሩፋኤል መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ መላእክት መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ነቢያት መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ሓዋርያት መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ሰማዕታት መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ጻድቃን መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ጊዮርጊስ መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ (ስም ታቦት ስመ)።
በእንተ ማርያም መሓረነ ክርስቶስ
ሰኣሊ ለነ ማርያም ምሕረተ ወልድኪ የሓውጸነ ማርያም፤ ሰኣሊ ለነ ማርያም፡ ለለሰዓቱ ተግባረ እደዊሁ ለወለድኪ ኢንጥፋእ ከመንቱ፤ ኵሎ መዓልተ ወኵሎ ሌሊተ ብዙኀ ኃጢኣተ ዘገበርነ ብእንተ ማርያም እምከ ሥረይ ለነ፤ እግዚኦ ኣዕርግ ነፍሳተ ኣግበርቲከ ወኣእማቲከ ክርስቶሳውያን።
ይምሓረነ። ኣቡነ ዘበሰማያት…
ምልእተ ጸጋ ተፈሥሒ፣ እግዚአብሔር ምስሌሊ፣ ሰላማዊት ሰላም ለኪ፣ መንፈሳዊት ወንሰግድ ለኪ፣ ማርያም በሥጋ እሳተ መለኮት ዘጾርኪ፣ መንፈስ ቅዱስ ጸለለኪ፣ወኀይለ ልዑል ኣጽንዐኪ፣ ድንግል በኅሊናኪ ወድንግል በሥጋኪ።
ሰላም ለሥእልኪ፣ ሀፈ ማሕየዌ፤
በጸደንያ ወግብፅ ዘኣውሓዘት በኢሕሳዌ፤
ለመጸብሓዊ ማቴዎስ፣ ማርያም እንተ ረሰየኪዮ ወንጌላዌ፤
የኩነኒ ዘልፈ ጸሎትኪ፣ እም ዘመነ ኩሉ መንሳዌ፤
ዐቃቤ ዘመዓልት፣ ወዘሌሊት ሓላዌ።
ዘዘወትር
እሴብ ጸጋኪ ኦ እግዝእትየ ማርያም መላእክት የሴብሑኪ በኣርያም ወበምድር ደቂቀ ኣዳም ለዓለመ ዓለም።
ምህለላ ዘዘመነ ፍልሰታ
መበል 13 መዓልቲ
13
ሚካኤል ሊቀ: መላእክት ሰኣል በእንቲኣነ፡ ወቅዱስ ገብርኤል ኣዕርግ ጸሎተነ።
ኣርባዕቱ እንስሳ መንፈሳዊያን ሰባሕያን ወመዘምራን፡ ሰኣሉ በእንቲኣነ ዕስራ ወኣርባዕቱ ካህ ናተ ሰማይኒ ኣዕርጉ ጸሎተነ።
ነቢያት ወሐዋርያት ጻድቃን ወሰማዕት፡ ሰኣሉ በእንቲኣነ፡ ምስሌክሙ ከመ ይክፍለነ መክፈልተ ወርስተ ለኵልነ።
ማኅበረ ቅዱሳን ወሰማዕት ሰኣሉ በእንቲኣነ፡ መላእክተ ሰማይኒ ኣዕርጉ ጸሎተነ።
ማርያም እግዝእትነ ወላዲተ ኣምላክ፡ ሰኣሊ በእንቲኣነ፡ እስመ ረከብኪ ሞገሰ በኀበ እግዚኣብሔር።
ረከብኪ ሞገሰ መንፈሰ ቅዱሰ ወኀይለ፡ ሰኣሊ ወአስተምህሪ ለነ፡ ማርያም ወልድኪ ሣህሎ ይክፍለነ።
ኀበ ተርኅወ ገነት ወኀበ ተነጽፈ ዕረፍት፡ ይክፍለነ ነሀሉ፡ ውስተ በኣቶሙ ለቅዱሳን። (3) ጊዜ) ይምሓረነ… ኣቡነ ዘበሰማያት።
ስምዐኒ እግዚኦ ጸሎትየ ሃሌ ሉያ፡ ሃሌ ሉያ፡ ወይብጻሕ ቅድሜከ ገዓርየ ሃሌ ሉያ፡ ሃሌ ሉያ፤
ወኢትሚጥ ገጸከ እምኔየ። በዕለተ ምንዳቤየ ኣፅምዕ እዝነከ ኀቤየ፤ ሃሌ ሉያ ሃሌ ሉያ። አመ ዕለተ
እጼውዐከ ፍጡነ ስምዐኒ፡ ሃሌ ሉያ ሃሌ ሉያ፡ ለዓለም ወለዓለም ዓለም።
ደብተራ ፍጽምት ዘጳውሊ፣
ዘገብራ ከሀሊ፣ ወማኅደሩ ለልዑል ፈለሰት እምዘይበሊ፤ ኀበ ዘኢይበሊ፣ በመሰንቆሁ እንዘ የኀሊ፣ ዳዊት ኣቡሃ ዘወልዳ ወዓሊ።
ሰላም ለፍልሰተ ሥጋኪ በሰዋስወ ብርኃን ምጡቅ፤
ከመ ትኩንዮሙ እመ ለኅሩያን ደቂቅ።
ተሣየጥኒ ማርያም በንዋየ ሣህልኪ ወርቅ፤
ከመ ይሣየጡ ኣመ ዕለተ ፍዳ ወጻሕቅ፤
ዘመደ ኣዕዋፍ ኃምስ በክልኤ ጸሪቅ።
ታዐብዮ ነፍስየ ለእግዚኣብሔር፣ (3 ጊዜ)
*ተሠጠምነ ናሁ ውስተ ባሕረ ኃዘን ዕሙቅ፤
ውረድነ ታሕተ ከመ መልሕቅ፤
ለኣውጽኦተነ ንዒ እመ ሊቅ።ሰኣሊ
-ጸሎትነ ትዕርግ ዘኣልባ ሙስና፤
በቅድሜኪ ማርያም ወለተ ሓና፤
ወስእለትነ ትትዐደው እምወሰና።
ሰኣሊ ለነ…
*በነፍስ የዋህ ወበመንፈስ ትሑት፤
ዘናቄርብ ለኪ ማርያም መሥዋዕተ ስብሓት፤
ተወከፊ ለነ መሓሪት።ሰኣሊ ለነ…
-እምዘባነ ኪሩብ ዘይሬኢ ከርሠ ቀላያት፤
እስመ እምኔኪ ተወልደ ንጉሠ ስብሓት፤
ማርያም ስብሕት ወቡርክት።
ሰኣሊ ለነ…
ሰላመ ኣብ ወሰላመ ወልድ ወሰላመ መንፈስ ቅዱስ የሀሉ ማእከሌክሙ ኣኃው።
እግዚኦ መሓረነ ክርስቶስ። (3ጊዜ)
በእንተ ማርያም መሓረነ ክርስቶስ።
በእንተ ዮሴፍ መሓረነ ክርስቶስ።
በእንተ ሚካኤል መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ገብርኤል መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ሩፋኤል መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ መላእክት መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ነቢያት መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ሓዋርያት መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ሰማዕታት መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ጻድቃን መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ጊዮርጊስ መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ (ስም ታቦት ስመ)።
በእንተ ማርያም መሓረነ ክርስቶስ
ሰኣሊ ለነ ማርያም ምሕረተ ወልድኪ የሓውጸነ ማርያም፤ ሰኣሊ ለነ ማርያም፡ ለለሰዓቱ ተግባረ እደዊሁ ለወለድኪ ኢንጥፋእ በከንቱ፤ ኵሎ መዓልተ ወኵሎ ሌሊተ ብዙኀ ኃጢኣተ ዘገበርነ ብእንተ ማርያም እምከ ሥረይ ለነ፤ እግዚኦ ኣዕርግ ነፍሳተ ኣግበርቲከ ወኣእማቲክ ክርስቶሳውያን።
ይምሓረነ። ኣቡነ ዘበሰማያት…
ምልእተ ጸጋ ተፈሥሒ፣ እግዚአብሔር ምስሌሊ፣ ሰላማዊት ሰላም ለኪ፣ መንፈሳዊት ወንሰግድ ለኪ፣ ማርያም በሥጋ እሳተ መለኮት ዘጾርኪ፣ መንፈስ ቅዱስ ጸለለኪ፣ወኀይለ ልዑል ኣጽንዐኪ፣ ድንግል በኅሊናኪ ወድንግል በሥጋኪ።
ሰላም ለሥእልኪ፣ ሶበ ጸለየት ማርታ፤
ዘአጽነነት ርእሳ፣ ከመ ትትመጠው ስእለታ፤
ምክሓ ታዴዎስ ኣንቲ ማርያም፣ ወሞገሰ ቶማስ ስሙየ መንታ፤
ኣመ ኢታድህን እም ወለታ፣ ወኣመ ታግብእ ምድር ማህፀንታ፤
ኩንኒ ለመዋቲ፣ ሓገፋ ወወልታ።
እሴብ ጸጋኪ ኦ! እግዝእትየ ማርያም፤ ዓለም ኀላፊ ከመ ቈጽለ ገዳም ረጋፊ፤ በከመ ይቤ ሄኖክ ጸሓፊ። እንበለ ዝናም ደመና፤ ወእንበለ ምግባር ምንኵስና፤ እግዚኣብሔር የኣምር ኅልና። ተዘከሪ ነፍስየ በምድር ንዴተ፤ ወበሰማይ እሳተ ዳግማይ ሞተ፤ በቅድመ ኣምላክ ኃፍረተ። አይቴ ሀለዉ ቀደምት ነገሥታት፤ እለ የለብሱ ልብሰ ቀጠንት፤ ኢትፍርህዋ ለሞት ፍርሕዋ ለኃጢኣት። አይቴ ሀለዉ ቀደምት ጳጳሳት፤ እለ የሜህሩ ቃለ ሃይማኖት፤ ኢትፍርህዋ ለሞት ፍርህዋ ለኃጢኣት። ኣይቴ ሀለዉ ቀደምት ቀሳውስት፤ እለ የጠብሑ ሥጋ መለኮት፤ኢትፍርህዋ ለሞት ፍርህዋ ለኃጢኣት። ኣይቴ ሀለዉ ቀደምት ዲያቆናት፤ እለ ይቀድሑ ደመ መለኮት፤ ሩጾቶሙ ከመ ነፋሳት፤ ኢትፍርህዋ ለሞት ፍርህዋ ለኃጢኣት። ኣይቴ ሀለዉ ቀደምት መነኮሳት፤ ንብረቶም ገዳማት፤ ሲሳዮም ሓመልማለት፤ ኢትፍርህዋ ለሞት ፍርህዋ ለኃጢኣት። ስብሓት ለማርያም፤ ይነግር ኣፉየ ወኵሉ ዘሥጋ ይባርክ ለስማ ቅዱስ፤ ለእመ ንጉሥ ለዓለመ ዓለም። ኣሜን።
ምህለላ ዘዘመነ ፍልሰታ
መበል 14 መዓልቲ
14
ሚካኤል ሊቀ: መላእክት ሰኣል በእንቲኣነ፡ ወቅዱስ ገብርኤል ኣዕርግ ጸሎተነ።
ኣርባዕቱ እንስሳ መንፈሳዊያን ሰባሕያን ወመዘምራን፡ ሰኣሉ በእንቲኣነ ዕስራ ወኣርባዕቱ ካህ ናተ ሰማይኒ ኣዕርጉ ጸሎተነ።
ነቢያት ወሐዋርያት ጻድቃን ወሰማዕት፡ ሰኣሉ በእንቲኣነ፡ ምስሌክሙ ከመ ይክፍለነ መክፈልተ ወርስተ ለኵልነ።
ማኅበረ ቅዱሳን ወሰማዕት ሰኣሉ በእንቲኣነ፡ መላእክተ ሰማይኒ ኣዕርጉ ጸሎተነ።
ማርያም እግዝእትነ ወላዲተ ኣምላክ፡ ሰኣሊ በእንቲኣነ፡ እስመ ረከብኪ ሞገሰ በኀበ እግዚኣብሔር።
ረከብኪ ሞገሰ መንፈሰ ቅዱሰ ወኀይለ፡ ሰኣሊ ወአስተምህሪ ለነ፡ ማርያም ወልድኪ ሣህሎ ይክፍለነ።
ኀበ ተርኅወ ገነት ወኀበ ተነጽፈ ዕረፍት፡ ይክፍለነ ነሀሉ፡ ውስተ በኣቶሙ ለቅዱሳን። (3) ጊዜ) ይምሓረነ… ኣቡነ ዘበሰማያት።
ስምዐኒ እግዚኦ ጸሎትየ ሃሌ ሉያ፡ ሃሌ ሉያ፡ ወይብጻሕ ቅድሜከ ገዓርየ ሃሌ ሉያ፡ ሃሌ ሉያ፤
ወኢትሚጥ ገጸከ እምኔየ። በዕለተ ምንዳቤየ ኣፅምዕ እዝነከ ኀቤየ፤ ሃሌ ሉያ ሃሌ ሉያ። አመ ዕለተ እጼውዐከ ፍጡነ ስምዐኒ፡ ሃሌ ሉያ ሃሌ ሉያ፡ ለዓለም ወለዓለም ዓለም።
ደብተራ ፍጽምት ዘጳውሊ፣
ዘገብራ ከሀሊ፣ ወማኅደሩ ለልዑል ፈለሰት እምዘይበሊ፤ ኀበ ዘኢይበሊ፣ በመሰንቆሁ እንዘ የኀሊ፣ ዳዊት ኣቡሃ ዘወልዳ ወዓሊ።
ሰላም ለፍልሰተ ሥጋኪ ውስተ ብሔር ሥዑር፤
እንተ ኬንያሃ ወገባሪሃ እግዚኣብሔር፤
ማርያም ፍትሕኒ እማእሰረ ሞት መሪር፤
ሶበሰ ትፈቅዲ ንግሥተ ሰማያት ወምድር፤
ኢይሰኣነኪ ኣግዕዞቱ ለኃጥእ ገብር።
ታዐብዮ ነፍስየ ለእግዚኣብሔር፣ (3 ጊዜ)
*መላእክት ወሰብእ ወእንስሳ ምድር፤
ኣዕዋፈ ሰማይ ወዓሣተ ባሕር፤
ይሴብሑኪ ደንግል በማኅ በር።ሰኣሊ ለነ
-ኢትዝክሪ ብነ ኃጢኣተነ፤
ማርያም እሙ ለእግዚእነ፤
ወኢትሚጢ ገጸኪ እምኔነ። (3ጊዜ)
ሰኣሊ ለነ…
ሰላመ ኣብ ወሰላመ ወልድ ወሰላመ መንፈስ ቅዱስ የኀ ሉ ማእከሌክሙ ኣኃው።
እግዚኦ መሓረነ ክርስቶስ። (3ጊዜ)
በእንተ ማርያም መሓረነ ክርስቶስ።
በእንተ ዮሴፍ መሓረነ ክርስቶስ።
በእንተ ሚካኤል መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ገብርኤል መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ሩፋኤል መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ መላእክት መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ነቢያት መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ሓዋርያት መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ሰማዕታት መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ጻድቃን መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ጊዮርጊስ መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ (ስም ታቦት ስመ)።
ብእንተ ማርያም መሓረነ ክርስቶስ
ሰኣሊ ለነ ማርያም ምሕረተ ወልድኪ የሓውጸነ ማርያም፤ ሰኣሊ ለነ ማርያም፡ ለለሰዓቱ ተግባረ እደዊሁ ለወለድኪ ኢንጥፋእ በከንቱ፤ ኵሎ መዓልተ ወኵሎ ሌሊተ ብዙኀ ኃጢኣተ ዘገበርነ ብእንተ ማርያም እምከ ሥረይ ለነ፤ እግዚኦ ኣዕርግ ነፍሳተ ኣግበርቲከ ወኣእማቲክ ክርስቶሳውያን።
ይምሓረነ። ኣቡነ ዘበሰማያት…
ምልእተ ጸጋ ተፈሥሒ፣ እግዚአብሔር ምስሌሊ፣ ሰላማዊት ሰላም ለኪ፣ መንፈሳዊት ወንሰግድ ለኪ፣ ማርያም በሥጋ እሳተ መለኮት ዘጾርኪ፣ መንፈስ ቅዱስ ጸለለኪ፣ወኀይለ ልዑል ኣጽንዐኪ፣ ድንግል በኅሊናኪ ወድንግል በሥጋኪ።
ሰጊድ ወኣምኃ ይደሉ ለሥእልኪ፤
ወለሥእለ ክርስቶስ ወልድኪ፤
ወይነ በርተሎሜዎስ ኣንቲ ማርያም፣ዘያስተፌሥሕ ጣዕመ ፍቅርኪ፤
ኣንብርኒ ከመ ኅልቀት፣ በውሣጤ ርኅሩኅ ልብኪ፤
ወከመ ማዕተብ ጹርኒ በመዝራዕትኪ።
እሴብ ጸጋኪ ኦእግዝእትየ ማርያም፤ አንቀጸ ብርሃነ ወሙዳየ ቅዱስ ቁርባን፤ ወለተነቢያት ቅዱሳን፤ ስብከተ ሓዋርያት ፍንዋን፤ እመ ሰማዕታት መዋዕያን፤ ትምክሕቶሙ ኣንቲ ለመነኮሳን ገዳማውያን። ኣመ ይመጽእ ወልድኪ፤መንፈቀ ሌሊት በሥልጣን፤ ኣሜሃ ይበክዩ ሓጥኣን፤ ወይትፌሥሑ ጻድቃን፤ ትብህም ኣፍ ወትትኣሰር ልሳን። ኣሜሃ ዕለት ያቁመነ መየማኑ፤ ምስለ ኣግብርቲሁ ቡሩካን፤ በደብረ ጽዮን መካን፡ወክመ እም ይእዜ ወእስከ ለዓለም። ኣሜን።
ምህለላ ዘዘመነ ፍልሰታ
መበል 15 መዓልቲ
15
ሚካኤል ሊቀ: መላእክት ሰኣል በእንቲኣነ፡ ወቅዱስ ገብርኤል ኣዕርግ ጸሎተነ።
ኣርባዕቱ እንስሳ መንፈሳዊያን ሰባሕያን ወመዘምራን፡ ሰኣሉ በእንቲኣነ ዕስራ ወኣርባዕቱ ካህ ናተ ሰማይኒ ኣዕርጉ ጸሎተነ።
ነቢያት ወሐዋርያት ጻድቃን ወሰማዕት፡ ሰኣሉ በእንቲኣነ፡ ምስሌክሙ ከመ ይክፍለነ መክፈልተ ወርስተ ለኵልነ።
ማኅበረ ቅዱሳን ወሰማዕት ሰኣሉ በእንቲኣነ፡ መላእክተ ሰማይኒ ኣዕርጉ ጸሎተነ።
ማርያም እግዝእትነ ወላዲተ ኣምላክ፡ ሰኣሊ በእንቲኣነ፡ እስመ ረከብኪ ሞገሰ በኀበ እግዚኣብሔር።
ረከብኪ ሞገሰ መንፈሰ ቅዱሰ ወኀይለ፡ ሰኣሊ ወአስተምህሪ ለነ፡ ማርያም ወልድኪ ሣህሎ ይክፍለነ።
ኀበ ተርኅወ ገነት ወኀበ ተነጽፈ ዕረፍት፡ ይክፍለነ ነሀሉ፡ ውስተ በኣቶሙ ለቅዱሳን። (3) ጊዜ) ይምሓረነ… ኣቡነ ዘበሰማያት።
ስምዐኒ እግዚኦ ጸሎትየ ሃሌ ሉያ፡ ሃሌ ሉያ፡ ወይብጻሕ ቅድሜከ ገዓርየ ሃሌ ሉያ፡ ሃሌ ሉያ፤
ወኢትሚጥ ገጸከ እምኔየ። በዕለተ ምንዳቤየ ኣፅምዕ እዝነከ ኀቤየ፤ ሃሌ ሉያ ሃሌ ሉያ። አመ ዕለተ
እጼውዐከ ፍጡነ ስምዐኒ፡ ሃሌ ሉያ ሃሌ ሉያ፡ ለዓለም ወለዓለም ዓለም።
ደብተራ ፍጽምት ዘጳውሊ፣
ዘገብራ ከሀሊ፣ ወማኅደሩ ለልዑል ፈለሰት እምዘይበሊ፤ ኀበ ዘኢይበሊ፣ በመሰንቆሁ እንዘ የኀሊ፣ ዳዊት ኣቡሃ ዘወልዳ ወዓሊ።
ሰላም ለትንሣኤ ሥጋኪ ዘትንሣኤ ክርስቶስ መንታ፤
ርእሶ ሕያወ እምድኅረ ኀብኣ ውስቴታ፤
በጽላሎትኪ ክድንኒ ማርያም ርኢበ-ኤፍራታ፤
ወሠውርኒ በኣክናፍኪ ኣመ ይከውን ሓተታ፤
ወኣመ ታገብእ ምድር ዘነሥኣት ማህፀንታ።
ታዐብዮ ነፍስየ ለእግዚኣብሔር፣ (3 ጊዜ)
*መላእክት ወሰብእ ወእንስሳ ምድር፤
ኣዕዋፈ ሰማይ ወዓሣተ ባሕር፤
ይሴብሑኪ ደንግል በማኅ በር።ሰኣሊ ለነ
-ኢትዝክሪ ብነ ኃጢኣተነ፤
ማርያም እሙ ለእግዚእነ፤
ወኢትሚጢ ገጸኪ እምኔነ። (3ጊዜ)
ሰኣሊ ለነ…
ሰላመ ኣብ ወሰላመ ወልድ ወሰላመ መንፈስ ቅዱስ የኀ ሉ ማእከሌክሙ ኣኃው።
እግዚኦ መሓረነ ክርስቶስ። (3ጊዜ)
በእንተ ማርያም መሓረነ ክርስቶስ።
በእንተ ዮሴፍ መሓረነ ክርስቶስ።
በእንተ ሚካኤል መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ገብርኤል መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ሩፋኤል መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ መላእክት መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ነቢያት መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ሓዋርያት መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ሰማዕታት መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ጻድቃን መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ጊዮርጊስ መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ (ስም ታቦት ስመ)።
ብእንተ ማርያም መሓረነ ክርሰቶስ
ሰኣሊ ለነ ማርያም ምሕረተ ወልድኪ የሓውጸነ ማርያም፤ ሰኣሊ ለነ ማርያም፡ ለለሰዓቱ ተግባረ እደዊሁ ለወለድኪ ኢንጥፋእ በከንቱ፤ ኵሎ መዓልተ ወኵሎ ሌሊተ ብዙኀ ኃጢኣተ ዘገበርነ ብእንተ ማርያም እምከ ሥረይ ለነ፤ እግዚኦ ኣዕርግ ነፍሳተ ኣግበርቲከ ወኣእማቲክ ክርስቶሳውያን።
ይምሓረነ። ኣቡነ ዘበሰማያት…
ምልእተ ጸጋ ተፈሥሒ፣ እግዚአብሔር ምስሌሊ፣ ሰላማዊት ሰላም ለኪ፣ መንፈሳዊት ወንሰግድ ለኪ፣ ማርያም በሥጋ እሳተ መለኮት ዘጾርኪ፣ መንፈስ ቅዱስ ጸለለኪ፣ወኀይለ ልዑል ኣጽንዐኪ፣ ድንግል በኅሊናኪ ወድንግል በሥጋኪ።
ሰላም ለሥእልኪ፣ ዘመኣድም ብርሃኑ፣ወፍትው ሞለገሰ ስኑ፤
ሃይማኖተ ፊልጰስ ኣንቲ ማርያም፣ ከመ ጳውሎስ ይዜኑ፤
ሕማምኑ ፃዕረርኑ መጥባሕትኑ፤
ኣኅድጎ ፍቅርኪማርያም ዘይክለኒ መኑ።
እሴብ ጸጋኪ ኦ እግዝእትኢየ ማርያም ዕፅ ልምልምት ወፍሬ ጥዕምት እም ሓና ወኢያቄም ዘሠረጸት። (ኣብ ነፍስ ወከፍ ምዕራፍ፤ ሓረ ወይን፡ ሓረገ ወይን፡ ሓረገ ወይን ኣንቲ ማርያም በል።)
ትመስሊ ፊደለ፤ ትመስሊ መሶበ፤
ወትወልዲ ወንጌለ፤ ወትወልዲ ኮከበ፤
ወታገምሪ መስቀለ። ወታጸግቢ ርሁበ።
ሓረወይን ሓረወይን…
ትመስሊ ሰማየ፤ ትመስሊ ጽላተ፤
ወትወልዲ ፀሓየ፤ ወትወልዲ ታቦተ፤
ቀታገምሪ ኣዶናየ። ወታገምሪ መለኮተ።
ለኣብ መርዓቱ፤
ትመስሊ ደመና፤ ለወልድ ወላዲቱ፤
ወትወልዲ ህብስተ መና፤ ወለመንፈስ ቅዱስ
ወታገምሪ ጥዒና። ጽርሓ ቤት።
ትመስሊ ስኂነ፤
ወትወልዲ መድኅነ፤
ወትፌውሲ ድዉያነ።
ትመስሊ ምብራቀ፤
ቀትወልዲ መብረቀ፤
ወታለብሲ ዕሩቀ።
ስብሓት ለኪ፤ ዘበልዐ ሥጋ ወልድኪ፤
ወዘሰትየ ደመ መሢሕኪ፤ አግብርትኪ
ወኣእማቲኪ ለዓለመ ዓለም። ኣሜን።
`
ምህለላ ዘዘመነ ፍልሰታ
መበል 16 መዓልቲ
16
ሚካኤል ሊቀ: መላእክት ሰኣል በእንቲኣነ፡ ወቅዱስ ገብርኤል ኣዕርግ ጸሎተነ።
ኣርባዕቱ እንስሳ መንፈሳዊያን ሰባሕያን ወመዘምራን፡ ሰኣሉ በእንቲኣነ ዕስራ ወኣርባዕቱ ካህ ናተ ሰማይኒ ኣዕርጉ ጸሎተነ።
ነቢያት ወሐዋርያት ጻድቃን ወሰማዕት፡ ሰኣሉ በእንቲኣነ፡ ምስሌክሙ ከመ ይክፍለነ መክፈልተ ወርስተ ለኵልነ።
ማኅበረ ቅዱሳን ወሰማዕት ሰኣሉ በእንቲኣነ፡ መላእክተ ሰማይኒ ኣዕርጉ ጸሎተነ።
ማርያም እግዝእትነ ወላዲተ ኣምላክ፡ ሰኣሊ በእንቲኣነ፡ እስመ ረከብኪ ሞገሰ በኀበ እግዚኣብሔር።
ረከብኪ ሞገሰ መንፈሰ ቅዱሰ ወኀይለ፡ ሰኣሊ ወአስተምህሪ ለነ፡ ማርያም ወልድኪ ሣህሎ ይክፍለነ።
ኀበ ተርኅወ ገነት ወኀበ ተነጽፈ ዕረፍት፡ ይክፍለነ ነሀሉ፡ ውስተ በኣቶሙ ለቅዱሳን። (3) ጊዜ) ይምሓረነ… ኣቡነ ዘበሰማያት።
ስምዐኒ እግዚኦ ጸሎትየ ሃሌ ሉያ፡ ሃሌ ሉያ፡ ወይብጻሕ ቅድሜከ ገዓርየ ሃሌ ሉያ፡ ሃሌ ሉያ፤
ወኢትሚጥ ገጸከ እምኔየ። በዕለተ ምንዳቤየ ኣፅምዕ እዝነከ ኀቤየ፤ ሃሌ ሉያ ሃሌ ሉያ። አመ ዕለተ
እጼውዐከ ፍጡነ ስምዐኒ፡ ሃሌ ሉያ ሃሌ ሉያ፡ ለዓለም ወለዓለም ዓለም።
ደብተራ ፍጽምት ዘጳውሊ፣
ዘገብራ ከሀሊ፣ ወማኅደሩ ለልዑል ፈለሰት እምዘይበሊ፤ ኀበ ዘኢይበሊ፣ በመሰንቆሁ እንዘ የኀሊ፣ ዳዊት ኣቡሃ ዘወልዳ ወዓሊ።
ሰላም ለዕርገተ ሥጋኪ ዘተወጥነ ቦቱ፤
ዐርገተ ቅዱሳን ኣበው ዘእምኀቤኪ ተኣኵቱ፤
ለሊቀካህናት ኣሮን ማርያም ሠርጐ ትርሲቱ፤
ሥኡለ ይኩን በልብስኪ እስከነ ላዕሉ ወታሕቱ፤
ፍሬ ከናፍር ወኣፍ ውዳሴኪ ዝንቱ።
ታዐብዮ ነፍስየ ለእግዚኣብሔር፣ (3 ጊዜ)
*መላእክት ወሰብእ ወእንስሳ ምድር፤
ኣዕዋፈ ሰማይ ወዓሣተ ባሕር፤
ይሴብሑኪ ደንግል በማኅ በር።ሰኣሊ ለነ…
-ኢትዝክሪ ብነ ኃጢኣተነ፤
ማርያም እሙ ለእግዚእነ፤
ወኢትሚጢ ገጸኪ እምኔነ። (3ጊዜ)
ሰኣሊ ለነ…
ሰላመ ኣብ ወሰላመ ወልድ ወሰላመ መንፈስ ቅዱስ የኀ ሉ ማእከሌክሙ ኣኃው።
እግዚኦ መሓረነ ክርስቶስ። (3ጊዜ)
በእንተ ማርያም መሓረነ ክርስቶስ።
በእንተ ዮሴፍ መሓረነ ክርስቶስ።
በእንተ ሚካኤል መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ገብርኤል መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ሩፋኤል መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ መላእክት መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ነቢያት መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ሓዋርያት መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ሰማዕታት መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ጻድቃን መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ ጊዮርጊስ መሓረነ ክርስቶስ። በእንተ (ስም ታቦት ስመ)።
በእንተ ማርያም መሓረነ ክርስቶስ
ሰኣሊ ለነ ማርያም ምሕረተ ወልድኪ የሓውጸነ ማርያም፤ ሰኣሊ ለነ ማርያም፡ ለለሰዓቱ ተግባረ እደዊሁ ለወለድኪ ኢንጥፋእ በከንቱ፤ ኵሎ መዓልተ ወኵሎ ሌሊተ ብዙኀ ኃጢኣተ ዘገበርነ ብእንተ ማርያም እምከ ሥረይ ለነ፤ እግዚኦ ኣዕርግ ነፍሳተ ኣግበርቲከ ወኣእማቲክ ክርስቶሳውያን።
ይምሓረነ። ኣቡነ ዘበሰማያት…
ምልእተ ጸጋ ተፈሥሒ፣ እግዚአብሔር ምስሌሊ፣ ሰላማዊት ሰላም ለኪ፣ መንፈሳዊት ወንሰግድ ለኪ፣ ማርያም በሥጋ እሳተ መለኮት ዘጾርኪ፣ መንፈስ ቅዱስ ጸለለኪ፣ወኀይለ ልዑል ኣጽንዐኪ፣ ድንግል በኅሊናኪ ወድንግል በሥጋኪ።
ሰላም ለሥእልኪ፣ ዘመኣድም ብርሃኑ፣ወፍትው ሞገሰ ስኑ፤
ሃይማኖተ ፊልጰስ ኣንቲ ማርያም፣ ከመ ጳውሎስ ይዜኑ፤
ሕማምኑ ፃዕርኑ መጥባሕትኑ፤
ኣኅድጎ ፍቅርኪማርያም ዘይክለኒ መኑ።
ሰላም ለኪ ኦ! ንግሥት፣ ሰላም ለኪ ኦ! እመ ምሕረት፡ ሰላም ለኪ ኦ! ጥዕምት፣ ሕይወትነ ወፍስሓነ ወተስፋ መድኃኒትነ። ኀቤኪ ነጸርሕ ንሕነ ስዱዳን ወሉደ ሔዋን። ወንትመሓፀን ብኪ እንዘ ንበኪ ወናስቆቁ፣ ምስለ ኣንብዕ በዝንቱ ቆላተ ብካይ። ወበእንተዝ ኣጽንኒ ኀቤነ በርእየ ኣዕይንተ-ምሕረትኪ ኦ! ቃውምነ፣ እምድኅረ ዝንቱ ስደት ኣርእይነ ቡሩክ ፍሬ ከርሥኪ ዘውእቱ እግዚእነ ኢየሱስ ክርስቶሰ። ኦ! ርኅርኅት፣ ኦ! ጥዕምት ኦ! መሓሪት ድንግል ማርያም።
ካብ ሓውኹም ኣባ ሙሴ ተስፋዮሓንስ
`
17

All the contents on this site are copyrighted ©.