2014-07-31 19:14:41

ቀብሪ ነፍሰኄር ብፁዕ ካርዲናል ማርኪሳኖ


ቅ.አ.ር.ሊ.ጳ ፍራንቸስኮስ አብ RealAudioMP3 ከምዝተሳተፉ እንክምልከት ነቲ አብ ባዚሊካ ቅዱስ ጴጥሮስ ዚዓረገ ናይ ሓመድ ምልባስ ሥርዓተ ቅዳሴ ዝሠርዑ ከአ ብፁዕ ካርዲናል አምጀሎ ሶዳኖ ምዃኖም ካብ ቅድስት መንበር ዝመጸ ዜና አመልኪቱ፣
ነፍሰኄር ብፁዕ ካርዲናል ማርኪዛኖ 62 ዓመት ብክህነት አገልጊሎም፣ ካብዚ ን58 ዓመት ዚአክል አብ አገልግሎት ቅድስት መንበር ኢዮም አሕሊፎሞ፣ አብ ኩሉ ተግባራቶም ወትሩ ጥበብኛን ስቍተኛን ከምዝነበሩ ይንገር፣ ንቅድስት መንበር አገልግሎት ከበርክቱ ዝጀመሩሉ አብ ትሕቲ ር.ሊ.ጳ ፕዮስ መበል 12 ኮይኑ በቶም አብ 2003 ካርዲናል ዝሾምዎም ር.ሊ.ጳ ቅዱስ ዮሓንስ ጳውሎስ ካልአይ ቫቲካን ባዚሊካ ሊቀ ካህንን ናይ ር.ሊ.ጳ ቅ.ዮሓንስ ጳውሎስ 2ይ ኅየንተን ብምዃን ዛዚሞሞ፣








All the contents on this site are copyrighted ©.