2013-12-17 15:26:20

ቅ.ኣ.ር.ሊ.ጳ.፦ ምእንቲ ሰላም ኣብ ማእከላይ ምብራቕ ንጸልይ


RealAudioMP3 ዕለት 16 ታሕሳስ 2013 ዓ.ም. ቅዱስ ኣቦና ር.ሊ.ጳ. ፍራንቸስኮ በቲ ኣብ ትዊተር ናይ ማሕበራዊ ርክባት መርበብ ሓበሬታ ዝርከብ @Pontifex ብዝብል ኣድራሻኦም ኣቢሎም፦ “ማእከላይ ምብራቕ ብዘይ ማሕበረ ክርስቲያን ንዝብል ኣተሓሳስባ ኢድና ከይንህብ፣ ምእንቲ ሰላም ኣብ ማእከላይ ምብራቕ ንጸልይ” ዝብል መልእኽቲ ከምዘመሓላለፉ ናይ ቅድስቲ መንበር መግለጺ ሓቢሩ።








All the contents on this site are copyrighted ©.