2013-10-29 15:56:45

ቅ.ኣ.ር.ሊ.ጳ.፦ ሓጢኣትናን ምሕረት እግዚኣብሔርን


RealAudioMP3 ቅዱስ ኣቦና በቲ ኣብ ትዊተር እተሰምየ ማሕበራዊ መርበብ ሓበሬታ ዘሎ @Pontifex ብእተሰምየ ናይ ግሊ ኣድራሻኦም ኣቢሎም ዕለት 28 ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም. ፦ “ኵላትና ሓቲኣተይናታት ኢና፣ እንተኾነ ግን እግዚኣብሔር ብፍድፋደ ጸግኡን ምሕረትን ሓልዮትን ይፍውሰና” ዝብል መልእኽቲ ከምዘመሓላለፉ ናይ ቅድስቲ መንበር መግለጺ ሓቢሩ።








All the contents on this site are copyrighted ©.