2013-09-24 16:29:27

እንታይነት ቤተ ክርስቲያን


RealAudioMP3 ቅዱስ ኣቦና ር.ሊ.ጳ. ፍራንቸስኮ ዕለት 23 መስከረም 2013 ዓ.ም. በቲ ኣብ ትዊተር እተሰምየ ማሕበራዊ ምዝርጋሕ መርበብ ርክባት ዘሎ ኣት ፖንተፊክስ ብዝብል ኣድራሻኦም ኣቢሎም ኣብ ዝተሓላለፍዎ መልእኽቲ፦ “ቤተ ክርስትያን” ይብሉ ቅዱስ ኣቦና፦ “ኢየሱስ ምምስካር ካብ ዝብል ሸቶን ትርጉምን ወጻኢ ካልእ ዕላማን ፍጻሜን የብላን፣ እዚ ሓሳብ ወትሩ ኣይንረስዕ” ከምዝበሉ ናይ ቅድስቲ መንበር መግለጺ ሓቢሩ።








All the contents on this site are copyrighted ©.