2013-07-23 15:33:49

መልእክቲ ቅዱስ ኣቦና ር.ሊ.ጳ. ፍራንቸስኮ


RealAudioMP3 ቅዱስ ኣቦና ር.ሊ.ጳ. ፍራንቸስኮ ትማኢ ናብቲ ናይ ሪዮ ዓለም ሓቆፍ መዓልቲ መንእሰያት ንምስታፍ ካብቲ ኣብ ሮማ ካብ ዝርከብ ቻሚዪኒ ዓለም ሓቆፍ መዕርፎ ነፍርቲ ምስ ነቐሉ ኣብቲ ትዊተር ናይ ማሕበራዊ መርበብ ሓበሬታ ዝርከብ @Pontifex እተሰምየ ናይ ግሊ ኣድራሻኦም ኣቢሎም ነቶም ልዕሊ ሸውዓተ ሚልዮንን ሽዱሽተ ሚእቲ ሺሕ ዝገምቱ ሰዓብቶ፦ ናብ ብራዚል እበጽሕ ኣለኹ፣ ኣብቲ መበል 28 ዓለም ሓቆፍ መዓልቲ መንእሰያት ምሳኹም ዝሓብር ብምዃነይ ልበይ ብሓጎስ ተመሊኡ ኣሎ” ዝብል መልእኽቲ ከምዘመሓላለፉ ናይ ቅድስት መንበር መግለጺ ሓቢሩ።








All the contents on this site are copyrighted ©.