2013-06-29 16:07:53

ቅ.ኣ.ር.ሊ.ጳ.፦ ኢየሱስ መድሕን እዩ


RealAudioMP3 ትማሊ ዕለት 28 ሰነ 2013 ዓ.ም. ቅዱስ ኣቦና ር.ሊ.ጳ. ፍራንቸስኮ ኣብቲ ትዊተር እተሰምየ መርበብ ማሕበራዊ ርክብ ኣብ ዘሎ @Pontifex ብዝብል ኣድራሻኦም ኣቢሎም፦ “ኢየሱስ ዘድሓነና ብጽንሰ ሓሳብ ዘይኮነስ ገዛእ ርእሱ ኣዋሪዱ ስጋና ለቢሱ እዩ፣ ቃል ስጋ ኮነ። ከማና ሰብ ብምዃን እዩ” ዝብል ምስጢረ ትስብእት ዝገልጽ መልእኽቲ ከምዘመሓላለፉ ናይ ቅድስቲ መንበር መግለጺ ሓቢሩ።








All the contents on this site are copyrighted ©.