2013-06-25 16:05:05

ቅ.ኣ.ር.ሊ.ጳ.፦ ዘይቋረጽ ክርስቲያናዊ ሕይወት ምንባር


RealAudioMP3 ቅዱስ ኣቦና ር.ሊ.ጳ. ፍራንቸስኮ በቲ ኣብ ትዊተር እተሰምየ መርበብ ሓበሬታ ማሕበራዊ ርክብ ብዘሎ @Pontifex እተሰምየ ናይ ግሊ ኣድራሻኦም ኣቢሎም ትማሊ ዕለት 24 ሰነ 2013 ዓ.ም. “ብቓልን ሕይወትን መሰኻኽር መታን ክንከውን ዘይኳለፍን ዘይቋረጽ ጥሙር ክርስቲያናዊ ሕይወት ንንበር” ዝብል መልእኽቲ ከምዘመሓላለፉ ናይ ቅድስቲ መንበር መግለጺ ሓቢሩ።








All the contents on this site are copyrighted ©.