2013-06-22 15:54:09

መልእኽቲ ቅዱስ ኣቦና


RealAudioMP3 ቅዱስ ኣቦና ር.ሊ.ጳ. ፍራንቸስኮ በቲ ትዊተር ኣብ እተሰምየ መርበብ ማኅበራዊ ርክባት ዝርከብ @Pontifex እተሰምየ ኣድራሻኦም ኣቢሎም ዕለት 21 ሰነ 2013 ዓ.ም.፦ “ንቤተ ክርስቲያን ዝመርሓ ጐይታ ምዃኑ ክንዝንግዖ የብልናን፣ ንሱ እዩ እቲ ሓዋርያዊ ተልእኾና ፍርያማ ዝገብር” ዝብል መልእኽቲ ከምዘመሓላለፉ ናይ ቅድስቲ መንበር መግለጺ ሓቡሩ።








All the contents on this site are copyrighted ©.