2013-06-21 09:46:55

ክርስቲያን ክርስቶስ ናይ ምብሳር ሓጐስ ክዓብጦ ኣይከኣሎን


RealAudioMP3 ቅዱስ ኣቦና ር.ሊ.ጳ. ፍራንቸስኮ በቲ ኣብ ትዊተር እተሰምየ ናይ ማህበራዊ መርበብ ብዝርከብ ናይ ግሊ @Pontifex እተሰምየ ኣድራእሻኦም ኣቢሎም፦ “ክርስቲያን ወንጌል ከበስር ስንድው ዝኾነ እዩ። ንስብከተ ወንጌል ቁሩብ ዘብሎ ድማ እቲ ክርስቶስ ካብ ምፍላጥ ዝውለድ ሓጎስ ኣብ ገዛእ ርእሱ ክዓብጦ ዝከኣሎ ካብ ዘይምዃኑ ዝነቕል እዩ” ዝብል መልእኽቲ ትማሊ ከምዘመሓላለፉ ናይ ቅድስቲ መንበር መግለጺ ሓቢሩ።








All the contents on this site are copyrighted ©.