Home Archivio
2012-11-08 15:09:02
መደብ ሓውጾተ ኖልዎ ቅዱስ ኣቦና
ዕለት 12 ሕዳር 2012 ዓ.ም. ቅዱስ ኣቦና ር.ሊ.ጳ. በነዲክቶስ መበል 16 ናብቲ ኣብ ሮማ ዝርከብ ብካቶሊካዊ ማሕበር ቅዱስ ኤጂዲዮ ዝተመስረተን ዝመሓደርን
“ቤተ ስድራ፣ ኣረጋውያን ይንበሩ
” ተባሂሉ ዝጽዋዕ
ኣብ ሮማ ጎዳና ኒኮላ ፋብሪዚ ዝርከብ ማእከል ኣርጋውያንን ብዕድመ ምድፋእ ዘፍርሖ ኮይኑ ንኽንበር ዝድርኽን ዝሰፍሕን ዘሎ ጸረ ሰብኣዊ ባህሊ ንምእራምን ብዕድመ ዝደፍኡ ካብ 60 ዓመት ንላዕሊ ዝኾነ ክፍሊ ሕብረተሰብ ኣብ ዝተፈላለየ መዳይ ዘበርክትዎ ኣስተዋጽኦ ኣፍልጦ ክወሃቦን መንእሰይ ወለዶ ነቶም ብዕድም ዝደፍኡ ተገዳስነት ክህልዎ ንምንቕቓሕን ኣብዚ መዳይ ክሕነጽን ዓሚቱ ዝተኣወጀ ናይ ኤውሮጳ ንጥፈት ኣረጋውያንን ኣብ መግኖ ወለዶ ምትሕብባርን ዓመት ምኽንያት ቅድሚ ቐትሪ ሰዓት 11 ናይ ሓደ ሰዓት ሓውጾተ ኖውሎ ክፍጽሙ ምዃኖም ናይ ቅድስቲ መንበር መግለጺ ሓቢሩ።
All the contents on this site are copyrighted ©.