2011-02-05 14:30:29

ብርሃነ ክርስቶስ ኣብ ልቢ ቤተ ክርስትያን


ካብ ዕለት 13 መጋቢት ክሳብ ዕለት 19 መጋቢት 2011 ዓ.ም. ብምኽንያት ዓቢይ ጾም ቅዱስ ኣቦና ር.ሊ.ጳ.ን ኣብ ቅድስቲ መንበር ናይ ቀረባ ተሓባበርቶም ብፁዓን ካርዲናላት ብፁዓን ጳጳሳትን ዝሳተፍሉ ሱባኤ ክካይድ ምዃኑ ናይ ቅድስቲ መንበር መግለጺ እንከመክት፣ እቲ ሱባኤ ብርሃነ ክርስቶስ ኣብ ልቢ ቤተ ክርስትያን፦ ር.ሊ.ጳ. ኣገልጋሊ RealAudioMP3 እግዚኣብሔር ዮሓንስ ጳውሎስ ዳግማውን ናይ ሥነ ቅዱሳት ቲዮሎግያን ብዝብል ኣርእስቲ ተመሪሑ ከምዝካይድን ናይቲ ሱባኤ ሰባኬ ድማ ጳጳሳዊ ናይ ቲዮሎጊያ ተቛም ዋና ጸሓፊ ናይ ቀርመለሳውያን መናንያን ማኅበር ኣባል ኣባ ፍራንሷ ማሪየ ለዘል ከምዝኾኑ ናይ ቅስቲ መንበር መግለጺ ሓቢሩ።








All the contents on this site are copyrighted ©.