2011-01-07 08:33:42

በዓለ ግልጸት ለእግዚእነ


ቅዱስ ኣቦና ር.ሊ.ጳ. በነዲክቶስ መበል 16 ትማሊ ኣብ ቅዱስ ጴጥሮስ ባሲሊካ ካብ ውሽጥን ወጻኢን ዝመጹ መእመናን ዝተሳተፍሉ ንዓቢይ በዓለ ግልጸት እግዚእነ ዝዓረገ መሥዋዕተ ቅዳሴ ከምዝመርሑን RealAudioMP3 ፣ ድሕሪ ፍጻሜ መሥዋዕተ ቅዳሴ ቅዱስነቶም ኣብ ቅዱስ ጴጥሮስ ኣደባባይ ፍርቂ መዓልቲ በሸሓት ዝቑጸሩ ካብ ወጻእን ውሽጥን ዝመጹ መንፈሳውያን ነጋዶ ኣብ ዝተረኽብሉ ኣስተምህሮ ኣቕሪቦም ጸሎተ መልኣከ እግዚኣብሔር ከምዘዕረጉ ናይ ቅድስቲ መንበር መግለጺ ሓቢሩ።








All the contents on this site are copyrighted ©.