2010-11-23 16:01:16

ሱዳን፦ ናይ ካርቱም ብፁዕ ካርዲናል ዙብሬል ዋኮ


ሓደ ዓረባዊ ሚስሰሪያ ናይ ደቡባዊ ሱዳን ግዝኣት ኮርዶፋን ምዃኑ ዝገለጸ ሱዳናዊ ኣብ ልዕሊ ናይ ካርቱም ሊቀ ጳጳስ ብፁዕ ካርዲናል ጋብሪኤ ዙብሬል ዋኮ ኣብ ቅድሚ 10 ሺሕ ምእመናን ኣብታ ብ 1881 ብቕዱስ RealAudioMP3 ዳኒኤል ኮምቦኒ ግብረ ሰናይ ዝተሓንጸት ካቴድራል ዕለት 10 ጥቅምቲ ብላቲን ሥራዓት ነዚ ቅዱስ ክብሪ ዝዓርገ መሥዋዕተ ቅዳሴ ኣቕሪቦም ኣብቲ ንኽብሪ’ዚ ቅዱስ ዝቐረበ ባህላዊ ምርኢት እናተሳተፉ እንከለዉ፣ ምስቲ ኣብቲ ብዓል ዝሳተፍ ዝነበረ ሕዝቢ ተቐላቒሉ ድሕሪ ምጽናሕ መጥቃዕቲ ከምዘውረደሎም ክዝከር እንከሎ፣ እቲ መጥቃዕቲ ዝፈጸመ ሱዳናዊ ናይ ኣእምሮ ጸገም ዘለዎ ምዃኑ ተነጺሩ ድሕሪ ሓደ ወርሒ ካብ ቤት ማሕቡስ ከምዝወጸ ናይ ሱዳን ናይ ካቶሊክ ራዲዮ እንክሕብር፣ እቲ ገበነይና ሱዳናዊ ብናይ ስነ ኣእምሮ ሓካይም ናይ ሕክምና መርመራ ከምዝተገበረሉ ኮነ ጸገም ኣእምሮ ከምዘለዎ ዝገለጽ ናይ ስነ ኣእመሮ ሓኻይም መግለጺ ይሃሉ ኣይሃሉ ከምዘይፍለጥ ናይ ሱዳን ካቶሊክ ራዲዮ ሓቡር።








All the contents on this site are copyrighted ©.