2010-10-16 14:43:41

ሕቡራት መንግሥታት ዓለም-ኮንጎ


ናይ ዴሞክራሲያዊት ረፓብሊክ ኮንጎ መንግሥቲ ወተሃደራት ኣብታ ሃገር ኣብ ዝተፈጸመ ዝተፈላለዩ ዓመጻት ኢድ ከምዘለዎ ኣብ ዝተፈላለዩ ግርጫታትን ውግእን ዝፍጸሙ ናይ ግብረ ሥጋ ዓመጽ ጉዳይ ዝከታተል RealAudioMP3 ናይ ሕቡራት መንግሥታት ተልእኮ ሓላፊት ማርግራተ ዋልስትሮም ንናይቲ ከባቢ ሰላም ንምርጋጋጽ ተዋፊሩ ዘሎ ናይ ሕቡራት መንጋሥታት ኃይሊ ዓቃቢ ሰላም ኣን ዝሃቦ ንጹርን ርጉጽን ሓበሬታ ተመርኵይዘን ትማሊ ኣብ ኔው ዮርክ ናይ ሕቡራት መንግሥታት ዋና ቤት ጽሕፈት ኣብ ዝተኻየደ ናይቲ ማኅበር ናይ ጸጥታን ደህንነትን ኣኼባ ተረኺበን ኣብ ዘቕረበኦ ጸብጻብ ሓቢረን፣ ሰላማዊ ሕዝቢ ብፍላይ ድማ ደቀ ንስትዮ ናይ ደባይ ተዋጋእቲ ቀጺለን ድማ ናይቲ ጸጥታን ደሕንነት ከረጋገጽ ተስፋ ዝንበረሉ ናይ መንግሥቲ ወተሃደራት ኣደዳ ኮይነን ምርኣይ ዘሕዝን ኢዩ ከምዝበላ ተገሊጹ።








All the contents on this site are copyrighted ©.