2010-09-23 16:16:44

ሢመት ሓዋርያዊ ወኪል


ቅዱስ ኣቦና ር.ሊ.ጳ በነዲክቶስ መበል 16 ክሳብ ሕጂ ናይ ደሞክራቲክ ሪፓብሊክ ኮንጎ ሓዋርያዊ ወኪል ኮይኖም ዘገልግሉ ንዝነበሩ ሊቀ ጳጳሳት ብጹዕ ኣቡነ ጆቫኒ ደኣኔሎ ናይ ታይላንድን ካምቦጅያን ሓውርያዊ ወኪል ከማኡ እውን ናይ ምያንማርን ላኦስን ሓዋርያዊ ል ኡኽ ክኾኑ ከምዝሾምዎም ካብ ቅድስት መንበር ዝተረኽበ ዜና ኣመልኪቱ።







All the contents on this site are copyrighted ©.