2010-08-14 18:34:26

1ይ ሰንበት ዘፍልሠታ (02.12.2002/08.08.2010)


መዝሙር፡ ዮም ንወድሳ…

ምስማክ፡ እምነ ጽዮን ይብል ሰብእ፤ ወብእሲ ተወልደ በውስቴታ፤ ወውእቱ ልዑል ሣረራ (ሰባት ኩሎም ኣደና ጽዮን ይብላ፤ ካብ ውሽጣ ‘ካባኣ’ ሰብ ተወልደ፤ እቲ ልዑልውን ባዕሉ ኼጽንዓ ኢዩ) መዝ፡ 87፡5

ንባባት፡ 1ኛ ቆሮ 8፡1~13 1ኛ ጴጥ 4፡1~5፤ ግ.ሐ 26፡1~23 ሉቃ 1፡46~56

ቅዳሴ ዘማርያም








All the contents on this site are copyrighted ©.