2010-06-15 13:40:59

ጳጳሳዊ ቤት ምኽሪ ሰነዳት ሕጊ


ቅዱስ ኣቦና ርእሰ ሊቃ ጳጳሳት በነዲክቶስ መበል 16 ኣብ ናይ ጳጳሳዊ ቤት ምኽሪ ሰነዳት ሕጊ ቅድስቲ መንበር ወግዓዊ ኣባል ኣካየድቲ ሥራሕ ኮይኖም ከገልግሉ ንዝጸንሑ ኣብ ብራዚል ናይ ሰበኻ RealAudioMP3 ሳንቶ ኣማሮ ሊቀ ጳጳስ ብፁዕ ኣቡነ ኾሰ ኣፓረሲዶ ጎንሳልቨስ ደ ኣልመይዳ ናይዚ ጳጳሳዊ ቤት ምኽሪ ዋና ጸሓፊ ኮይኖም ንኸገልግሉ ከምዝሰመይዎም ናይ ቅድስቲ መንበር መግለጺ የመልክት።








All the contents on this site are copyrighted ©.