2010-05-13 13:52:45

ኡጋንዳ፣ ካብ ብርሃን ጸሓይ ዝርከብ ምንጪ ሓይሊ


ኣብ ኡጋንዳ ዜጋታት ናይ ምንጪ ሓይሊ ተጠቀምቲ ናይ ምዃን መሰሎም ክኽበር ዘተባብዕ መደብ ኣብ ግብሪ ንምውዓል ዝሰፍሕ ዘሎ ምጥቃም ናይ ጸሓይ ብርሃን ኣብ’ዛ ሃገር ምዕባለ ብዝተፈላለየ RealAudioMP3 መዳያቱ ንዅሉ ክባጻሕ ይድግፍ ከምዘሎ ተሓቢሩ።

ብፍላይ ድማ ኣብዚ እዋን እናተራቀ ናይ ዝኸይድ ዘሎ ምጥቃም መርበብ ሓበሬታን ናይ መራኸቢ ብዙሃንን ቴሌፎንን፣ ዜጋታት ተጠቀምቲ መታን ክኾኑ ምጥቓም ካብ ብርሃን ጸሓይ ዝርከብ ምንጪ ኃይሊ ክሰፍሕን፣ ንረብሓ ሰብኣዊ ሕንጸት ክውዕልን፣ እዚ ድማ መሠረት ልምዓት ምዃኑ ኣብ ኡጋንዳ ናይ ጉሉ ሊቀ ጳጳስ ብፁዕ ኣቡነ ጅሆን ባፕቲስት ኦዳማ ከምዝተሓሳሰቡ ፊደስ ናይ ዜና ኣገልግሎት ሓቢሩ። እዚ ስልቲ ልምዓት ብምጥቃም ኣብ ኣንጎላ ዝርከባ ናይ ዝተፈላለያ ዘይመንግሥታውያን ናይ ግብረ ሰናይ ማኅበራትን ናይ መንግሥቲ ናይ መውሃቢ ኣገልግሎትን ማእከላትን መርበብ ሓበሬታ ዘጠቓልል ልዕሊ 22 ዝግመት ድሪ ኣልቦ መርበብ ሓበሬታ ድሮ ኣገልግሎት ይህብ ከምዘሎ ተገሊጹ።

ኩሉ ብዘይ ዓቢይ ወጻኢ ናይ ዝተራቐ ምዕባለ ተጥቃሚ ንኽኸውን ዘተባብዕ መደብ ምዃኑ ተሓቢሩ።







All the contents on this site are copyrighted ©.