2010-03-06 14:04:30

ናይ ደቡብ ኣፍሪቃ ብጹዓን ጳጳሳት


በቲ ለብዘበን ካብ ዕለት 11 ሰነ ክሳብ 11 ሓምለ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ዝካይድ ዓለም ሓቆፍ ናይ እግሪ ኵዕሶ ውድድር ምኽንያት ናይ ደቡብ ኣፍሪቃ ብፁዓን ጳጵሳት ቤት ምኽሪ RealAudioMP3 ዳብሊው ዳብሊው ዳብሊው ነጥቢ ቸርችኦንዘቦል ነጥቢ ኮም ብዝብል ኣድራሻ ሓድሽ መርበብ ሓበሬታ ከምዝቕረብ ክንገር እንከሎ፣ እዚ መርበብ ሓበሬታ ኣብ ዝኾነ ይዅን ባህላዊ ምንቅስቃስ ክግለጽን ክንበርን ዘለዎ ክቡር ዋጋታት ብምስትንታን ዘረድእን፣ ቤተ ክስትያን ኣብ ናይ ስፖትር መዳይ ዘለዋ ተራ ብዝምልከት ዝተፈላለየ ሓበሬታ ዘቕርብን፣ ስፖርት ኣብ ባህሊ ኣፍሪቃ ዘለዎ ተራ ዘረድእ ምዃኑን፣ እቲ ሓድሽ መርበብ ሓበሬታ መግለጺ ዝሃቡ ናይ ዱርባን ሊቀ ጳጳስ ብፁዕ ኣቡነ ዊልፍሪድ ፎክስ ናፒየር ከምዘመልከቱ ሲር ናይ ዜና ኣገልግሎት ኣረጋጊጹ።








All the contents on this site are copyrighted ©.