2010-01-16 12:55:15

ሱዳን


ኣብ ሱዳን ወርሒ ሚያዝያ 2010 ዓ.ም.ፈ. ኅብረ ናይ ፖለቲካ ሰልፍታት ዘንጸባርቕ ንፈለማ ጊዜ ዝካየድ መረጻ ርእሰ ብሔር ዓብይ ርእሰ ጉዳይ ኮይኑ ከምዘሎ ይንገረ። ናይ ሱዳን ዓማጽያን ኃይሊ ኣብቲ ምርጫ RealAudioMP3 ሕጹይ ርእሰ ብሔር ኮይኖም ንምርጫ ምስ ዝቐርቡ ብዓለም ሓቆፍ ናይ ኣያ ቤት ፍርድ ኣብ ልዕሊ ናይ ሱዳን ንጹሓን ዜጋታት ዝተፈጸመ ናይ ሞት ገበን ተሓታቲ ኢዮም ቢሉ ንፍርዲ ክቐርቡ ዝሓተሎምን ርእሰ ብሔር ኦማር ኣል ባሺር ዝውድሩ ሓደ ናይ ምስልምና ሃይማኖት ምእመን ካብ ኣኽራርነት ሃይማኖት ምስልምና ናጻ ዝኾኑ ኣብ ዘይሃይማኖታዊ መንግሥቲ ዝኣምኑ ተመራጺ ከምዘቕረቡ ተገሊጹ።








All the contents on this site are copyrighted ©.