2010-01-09 13:02:39

ሰበኻ ሆንግ ኮንግ


ኣብ ሆንግ ኮንግ ካብ ዕለት 5 ጥሪ ክሳብ ዕለት 7 ጥሪ 2010 ዓ.ም.ፈ. “ካብ ምልላይ መንነት ደቀ መዝሙር ናይ ካህን ተራ ይልለ” ብዝብል ኣርእስቲ ዝተመርሔ ንናይ ካህናት ሕንጸት ዝሃቀነ ጉባኤ ከምእተኻየደ ፊደስ ናይ ዜና ኣገልግሎት ሓቢሩ። RealAudioMP3

ኣብዚ ዝተኻየደ ናይ ሕንጸት ጉባኤ ልዕሊ 90 ካህናት ከምእተሳተፉን ብናይ ሆንግ ኮንግ ጠቕላሊ ሓዋርያዊ ኣመሓዳሪ ብጹዕ ኣቡነ ሚካኤል የውንግ ሚንግ ቸውንግ ብዘስምዕዎ ዘረባ ከምእተኸፈተን ኣባላት ማኅበር ሳሊዛውያን ኣባ ሳቪዮ ሆንን ናይ ሆንግ ኮንግ ቤት ትምህርቲ ዘረኣ ክህነት ሓለቓ ኣባ ላውረንስ ዩው ሹን ኪትን ነቲ ናይ ሕንጸት ጉባኤ ዘነቓቕሑ ናይ ሆንግ ኮንግ ናይ ፍልፍናን ቲዮሎጊያን መንበረ ጥበብ ኣመሓዳሪ ኣባ ዊሊያም ዪፕ፣ ብምኽንያት ዓመት ካህናት፣ ካህናትን ሚስጢረ ቅዱስ ቁርባንን ብዝብል ኣርእስቲ ሰፊሕ ኣስተምህሮ ከምዘቕረቡ ፊደስ ናይ ዜና ኣገልግሎት የመልክት።








All the contents on this site are copyrighted ©.