2009-11-17 13:48:11

ኤውሮጳ ምስ ኣፍሪቃ


ኣብ ኢጣሊያ ከተማ ኣንኮና ኤውሮጳ ምስ ኣፍሪቃ እተሰምየ ናይ ኤውሮ ኣፍሪቃ ጉባኤ ቅድሚ ትማሊ ተዛዚሙ።

እዚ ኣፍሪቃ ትጽውዓና ኣላ ዝተሰመይ ብዛዕባ ኣፍሪቃ ማህበራውን ሰብኣውን RealAudioMP3 ኤኮኖሚያውን ጉዳይ ዝሓሊ ማኅበር ምስ ናይ ሰላም ጠረጴዛ እተሰምየ ሰላም ዘነቓቕሕ ማህበር ብሓባር ዘዳለውዎ ጉባኤ፣ እተን ብኢንዳስትሪ ዝማዕበላ ሾሞንተ ሃገራት ንምዕባለ ኣፍሪቃ ከተባብዕ ቢለን ንኣፍሪቃ ዝኣተወኦ ቃል ከኽብራን፣ ዝመጽእ ዓመት ዝወሃብ ናይ ሰላም ኖቤል ሽልማት ነተን ዘይሕለላን ኣለይቲ ሥድራን ኣፍቀርቲ ሕይወት ተባሂሉ ንዝነገረለን ኣፍሪቃውያን ደቀንስትዮ ክወሃብ ሓሳብ ከምዘቕረበን ተገሊጹ።








All the contents on this site are copyrighted ©.