2009-11-05 14:36:58

ኣፍሪቃ፣ ብከላ ናይ ከባቢ ተፈጥሮ ኣየር


ሃብታማት ሃገራት ነቲ ብከላ ተፈጥሮ ኣየር ብ 40 ሚእታዊ ንሙግዳል ከምዝወሰና እንክፍለጥ፣ ሃገራት ኣፍሪቃ ብዛዕባ ብከላ ተፈጥሮ ኣየር ርእሰ ጉዳይ ገይሩ ኣብ ባርቸሎና ኣብ ዝካየድ ዘሎ ዓለም ለኻዊ ዋዕላ ይሳተፋ RealAudioMP3 ከምዘለዋ እንክሕበር፣ 53 ሃገራት ኣፍሪቃ ብካልኦት 70 ኣብ ጎደና ምዕባለ ዝርከባ ቦሊቪያን ቨነዝዋላን ዝርከባኦም ሃገራት እቲ ዓለም ለኻዊ ዋዕላ እተን ብኢንዳስትሪ ዝማዕበላ ሃገራት ዘቕረበዎ እማመን ሕቶን ርእሰ ጉዳይ ገይሩ ክመያይጥ ዝነቐለን ከማኡ ድማ እቲ እማመ ናይዘን ምዕቡላት ሃገራት ነቲ ኣብ ልዕሊ ተፈጥሮ ከባቢ ኣየር ዝኽሰት ዘሎ ብከላ ቆራጽነት ብዘይብሉ ላንጋ ላንጋ መርገጺ ዝመልክት ኢዩ ብምባል ትማኢ ኣብቲ ዝተኻየደ ኣኼባ ከምዘይተሳተፋ ተሓቢሩ።








All the contents on this site are copyrighted ©.