2009-11-03 13:51:31

ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ኣብ መካነ መቓብር ቫቲካን ጸሎት ኣዕሪጎም


ቅዱስ ኣቦና ር.ሊ.ፓ. በነዲክቶስ መበል 16 ትማሊ ድሕሪ ቀትሪ ኣብ መካነ መቓብር በዓትታት ቫቲካን ኣትዮም ንዝሞቱ ኣርእስተ ሊቃነ ጳጳሳትን ከምኡ ድማ ኣብ ሕማም ንዝርከቡ ኵሎም RealAudioMP3 ጸሎት ኣዕረጉ።

ኵሎም ሙታን ኣብ ዝዝከሩሉ መዓልቲ ጳጳሳት ናብ መካነ መቓብራት ቫቲካን ወሪዶም ቅድሚኦም ንዝሓለፉ ኣራእስተ ሊቃነ ጳጳሳት ከምዝጽልዩ እንክዝከር፣ ቅዱስ ኣቦና ር.ሊ.ጳ. ነዚ ሥርዓት እዚ ትማሊ ፈጺሞም።








All the contents on this site are copyrighted ©.