2009-10-21 18:33:52

ካልአይ ፍሉይ ጉባኤ ሲኖዶስ ጳጳሳት አፍሪቃ (ዝርዝር ኣስማት፣ ሊቀ መንበር፣ ኣባላት፣ ብቅዱስ ኣቦና ዝተመርጹ ሊቃውንትን ተሳተፍትን፣)


ብቅዱስ ኣቦና ዝተመርጹ ኣባላት ጉባኤ
ቅዱስ ኣቦና ኣብቲ ካብ ዕለት 4 ክሳብ 25 2009 ዓ.ም.ፈ. “ቤተ ክርስትያን አፍሪቃ ኣብ ኣገልግሎት ዕርቅን ፍትሕን ሰላምን። ንስኻትኩም ጨው ምድሪ ኢኹም ንስኻትኩም ብርሃን ዓለም ኢኹም” ብዝብል ተማ ተመሪሑ ኣብ ከተማ ቫቲካን ዚካየድ ሲኖዶስ ጳጳሳት ፍሉይ ጉባኤ ኣፍሪቃ ንኽሳተፉ ነዞም ዚስዕቡ ሰባት መሪጾም። ናይቶም ብመሰል ናይ ጉባኤ ጳጳሳትን ብዘልዎም መዝነትን ዚዛተፉ ዝርዝር ኪስዕብ ኢዩ።

ሊቀ መንበርነት

ወከልቲ ሊቀ መንበራት


 ሊቃውንቲ




ሰማዕትን - ተዓዘብትን


 







All the contents on this site are copyrighted ©.