2009-10-21 18:33:16

ናይጀሪያ


ቦኮ ሓራም ተባሂሉ ዝጽዋዕ ጉጅለ ኣኽረርቲ ሃይማኖት ምስልምና ሻሪዓ ሕጊ ሃይማኖት ምስልምና ኣብ መላእ ናይጀሪያ ገቢራዊ ክኸውንን ናይ ምዕራባውያን ኣነባብራን ትምህርትን ሓጢኣት ኢዩ ቢሎም ንዝኣምንሉ RealAudioMP3 ኣመለኻኽታ ኣብ መላእ ናይጀሪያ ክስፋሕፋሕ ዓሚቶም ዘንቀልዎ መጥቃዕቲ ብዝፈጠሮ ናይ ሕድ ሕድ ግጭት 780 ሰባት ንሞት ከምዝዳረገ ኣብ ናይጀሪያ ጨንፈር ዓለም ሓቆፍ ማኅበር ቀይሕ መስቀል ዝሃቦ ጊዚያዊ ናይ ኣኅዝ ጸብጻብ የመልክት።








All the contents on this site are copyrighted ©.