2009-10-21 18:33:09

ሲሪላንካ


ኣብ ሲሪላንካ ናይቲ ታይገርስ ኦፍ ታሚል ተባሂሉ ዝጽዋዕ ደባይ ተዋጋእቲ መራሒ ዝነበሩ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ግንቦት 2009 ዓ.ም.ፈ. ኣብ መግኖ ታይገርስ ኦፍ ታሚልን ናይ ሲሪላንካ ኃይሊ ምክልኻልን RealAudioMP3 ዝተኻየደ ውግእ ንዝተቐትሉ ፕራብሃካራ ዝተክኡ ፓዝማናዛን ብዝሓለፈ ረቡዕ ኣብ ማለዥያን ብሓሊ ጸጥታ ከምዝተተሓዙን ንኃይሊ ምክልኻል ሲሪ ላንካ ከምዝተረከቡን ናይ ሲሪላንካ ናይ ቴሌቪዥን ዜና ሓቢሩ።








All the contents on this site are copyrighted ©.