Home Archivio
2009-09-29 13:28:49
ወግዓዊ ምዝዛም ፍሉይ ካልአይ ጉባኤ ሲኖዶስ ጳጳሳት አፍሪቃ
ሰንበት
ዕለት
25
ጥቅምቲ፣
2009
ዓ
.
ም
.
ፈ
ካልአይ ሲኖዶስ ጳጳሳት አፍሪቃ አብ ባዚሊካ ሓዋርያ ጰጥሮስ ብርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ብዝምራሕ መሥዋዕተ ቅዳሴ ፣ ብአቆጻጽራ ሰዓት ሮማ ሰዓት ትሽዓተን ፈረቃን ቅድሚ ቀትሪ ክዛዘም ኢዩ።
እዚ ሥርዓተ መስዋዕተ ቅዳሴ’ዚ ክአ ብረድዮ ቫቲካን ብሐጸርቲን ማእከላይን ማዕበላት ከምኡ ክአ ብኽልኦት መራኸቢ ብ ዙኀን ከም ዝዝተሐላለፍ መርኃ ሲኖዶስ ጳጳሳት ሐበሬታ ሂቡ አሎ።
All the contents on this site are copyrighted ©.