2009-09-26 14:39:42

መበል 13 ሃገራት ሓቆፍ ሓዋርያዊ መገሻ ር.ሊ.ጳ.


ቅ.ኣ.ር.ሊ.ጳ. በነዲክቶስ መበል 16 ኣዚ ኣብ ኤውሮጳ ናብ ረፓብሊክ ቸክ ክገብርዎ ዝተመደበ መበል ዓሰርተ ሠለስተ ዓለም ሓቆፍ ሓዋርያዊ መገሻ ሎሚ ከምዝተጀመረ ካብ ቅድስቲ መንበር RealAudioMP3 ዝተመሓላለፈ ዜና ኣረጋጊጹ።

እዚ ቅ.ኣ.ር.ሊ.ጳ. በነዲክቶስ መበል 16 ናብ ረፓብሊክ ቸክ ዝግብርዎ ሓዋርያዊ መገሻ ዓመታዊ በዓል ቀድማይ ሓላዊ ቅዱስ ናይታ ሃገር ቅዱስ ቨንቸስላኦ መሠረት ብምግባር ዝተሓስበ እንክኸውን ንሠለስተ መዓልታት ኪጸንሕ ኢዩ።

ቅ.ኣ.ር.ሊ.ጳ. በነዲክቶስ በመል 16 እዚ ሎሚ ቀዳም ናብ ፕራግን ርእሰ ከተማ ሞራቪያ ብርኖን ቅ.ቨንቸስላኦ ሰማዕትነት ዝተቐበለላ ዓዲ ስታራ ቦለስላቭን ዝጀመርዎ ሓዋርያዊ ምብጻሕ “ፍቕሪ ክርስቶስ ሓይልና ኢዩ ኣብ ትሕቲ ዝብል ጭርሖ ዝካየድ ኢዩ።








All the contents on this site are copyrighted ©.