2009-09-22 13:11:46

ናይ ትምህርትን ስነ ጥበብን ባህልን ማኅበር


ናይ ሕቡራት መንግሥታት ዓለም ናይ ትምህርትን ስነ ጥበብን ባህልን ማኅበር ዋና ኣመሓዳሪ ንምምራጽ ትማሊ መበል ራብዓይ ድምጺ ናይ ምሃብ ኣኼባኡ ከምዘካየደ ተሓቢሩ። ካብቶም ነዚ መዝነቱ ዝተሓጸዩ እቲ ሓላፍነት RealAudioMP3 ንኽርከቡ ዘብቕዖም ምልኣተ ጽምጺ ብዘይ ምርካቦም፣ እቲ መረጻ ሕጂ እውን ይቕጽል ከምዘሎን ካብቶም እዚ ሓላፍነት ክርከቡ ኢዩም ዝበሃሉ ምንም’ኳ ጸረ ሴማዊ ኢዮም ዝብል ጽንጽንታ ዝስማዓሎም እተኾነ ግብጻዊ ፋሩክ ሆስኒ ዝለዓለ ተቐባልነት ከምዘለዎም ይንገር።








All the contents on this site are copyrighted ©.