2009-08-22 15:05:09

ዒራቕ


ትማሊ ንጎሆ ኣብ ዒራቕ ርእሰ ከተማ ባግዳድ ደቡባዊ ክፍለ ከተማ ኣብ ዝርከብ ናይ ዕዳጋ ሠፈር ዝተጸምጸ ቦምቢ ተፈንጂሩ ክልተ ሰባት ንሞት ሓደጋን ካልኦት 20 ሰባት ድማ RealAudioMP3 ንመቝሰልቲ ሓደጋ ከምዘቃልዔ ተሓቢሩ።

ናይ ዒራቕ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣል ማሊኪ ናይ ሚኒስትራት ህንጻታትን ናይ ዕዳጋ ሰፈራትን ብሕፈሻኡ ናይ ኣሸበርቲ ዒላማ እናኾነ ኣብ ዘሎ ከባብን ዝፍጸም ዘሎ ለኪምካ ናይ ምጥፋእ መጥቃዕቲ ንምክልኻል ሓለዋ ጸጥታን ደህንነት ክሕይል ትእዛዝ ከምዘመሓላለፉ ተገሊጹ።








All the contents on this site are copyrighted ©.