2009-08-20 15:01:26

ሕቡራት መንግሥታት ኣሜሪካ


ናይ ሕቡራት መንግሥታታ ኣሜሪካ ርእስ ብሄር ባራክ ኦባማ ኣብ ማእከላይ ምብራቕ ሰላም ንምርግጋጽን ኣብ መንጎ እስራኤልን ፍልስጥኤምን ሰላም ንኽሁሉ ዝግበርዎ ጻዕሪ ንግብጺ RealAudioMP3 በቐዳማይ ደረጃ ዘዋስእ መደብ ምርግጋጽ ሰላም ክኸውን ከምዘለዎ ዝኣምኑሉ ምዃኖም ናይ ሕቡራት መንግሥታት ኣሜሪካ ርእሰ ብሔር ኮይኖም ካብዝምረጹ ንነጀው ምስ ናይ ግብጺ ርእሰ ብሔር ሆስኒ ሙብራክ ትማሊ ንሳልሳይ ጊዜ ዝፈጸመዎ ርክብ ዝምስክሮ ምዃኑ ተሓቢሩ።








All the contents on this site are copyrighted ©.