2009-08-13 14:08:05

ኣል ፋታሕ


ንሓደ ሰሙን ኣብ ቤተ ልሔም ክካይድ ዝቐነየ ናይቲ ናይ ፍልስጥኤም ታሪኻዊ ናይ ፖለቲካ ሰልፊ ጉባኤ ከምእተዛዘመ ተሓቢሩ። እዚ ናይዚ ናይ ፖለቲካ ሰልፊ ኣባላት ማእከላይ መርሕነት ክሕድስ RealAudioMP3 ቀንዲ ዕላማ ገይሩ ዝተኻየደ ኣኼባ ኣብ ጎድኒ ናይ ፍልስጥኤም ብሔራዊ መንግሥቲ ርእሰ ብሔር እቡ ማዘን ኣብ ጋዛ ናይ ጸጥታን ደህንነት ኃላፊ ሞሃመድ ድህላንን ጂብሪ ራጁብን ናይ ፍልስጥኤም ናይ ሰላም ዘተ ልኡኻት መራሒ ሳኤብ ኤራካትን እቶም ብዝተፈላለየ ገበን ንዝተፈላለዩ ሓሙሽተ ዕድመ ልክዕ ዝተፈርዱን ኣብ እስራኤል ቤት ማእሰርቲ ዝርከቡ ማርዋን ባርጉቲ ከምዝሓረየ ክፍለጥ ተኻኢሉ ኣሎ።








All the contents on this site are copyrighted ©.