2009-08-03 08:58:57

ኣፍጋኒስታን


ኣብ 2009 ዓ.ም.ፈ ቀዳሞት ኣዋርሕ ልዕሊ 1000 ንጹሓን ዜጋታት ኣፍጋኒስታን ክምእተቐትሉ እዚ ድማ ምስ 2008 ዓ.ም.ፈ. ክነጻጸር እንከሎ ብ 24 ካብ ሚእቲ ክብ ከምዝበለ ትማሊ ሕቡራት መንግሥታት RealAudioMP3 ዓለም ኣብ ጄነቭ ብወግዒ ብዛዕባ ኣፍጋኒስታን ዝገልጽ ኣብ ዘቕረቦ ሰነድ ከምዘመልከቶ ተገሊጹ።

ናይ ኣፍጋኒስታን ንጹሓን ዜጋታት ሞት ተሓተቲ ናይ ኣፍጋኒስታን ናይ መግሥትን ወተሃደራትን፣ ናይ ኣፍጋኒስታን ጸረ መንግሥቲ ዕጡቃታ ኃይልታት ምዃኖም እቲ መግለጺ የመልክት።








All the contents on this site are copyrighted ©.