2009-07-30 15:38:54

ኢራን


ንኣህመዲኔጃድ ዳግም ርእሰ ብሔር ንኽኾኑ ዘብቕዖም ምርጫ ምትልላ ዝመልኦ ኢዩ ብዝብል ምኽንያት ኣብ ኢራን ነቲ ዝተኻየደ ሕዝባዊ መረጻ ስዒቡ ኣብ ዝተፈጸሙ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ዝተሳተፉን ሓይሊ ጸጥታ እቲ ሰላማዊ ሰልፊ ኣድማ ንምብታን ብዝወሰድዎ ስጉምቲ ምኽንያት ኣብ ዝተፈጠረ ዕግርግር ብዙሓት ብኃይሊ ጸጥታ ተታሒዞም ኣብ ቤት ማእሰርቲ ካ RealAudioMP3 ብ ዝርከቡ ቅድሚ ትማሊ 140 ነጻ ከምእተለቍ ክንገር እንከሎ፣ ርእሰ ብሔር ኣሕመዲኔጃድ እቶም ተሪፎም ዘለዉ ብምልኦም ክሳብ ዕለት 7 ነሓሰ 2009 ዓ.ም.ፈ. ናጻ ክልቀቑ እቲ ጉዳይ ንዝምልከት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ከምዝሓተቱ ተገሊጹ።








All the contents on this site are copyrighted ©.