2009-07-18 14:38:04

ሶማሊያ


እቶም ብዝሓለፈ ዕለት 14 ሓምሌ 2009 ዓ.ም. ኣብ ሶማሊያ ርእሰ ከተማ እንከለዉ RealAudioMP3 በቲ ኢስቡል ኢስላም ተባሂሉ ብዝጽዋዕ ኣባላት ኃይሊ ዓማጽያን ዝተጨውዩ ክልተ ፈረንሳውያን ናይ ጸጥታን ደህንነትን ኣባላት ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር እቲ ኣብ ሶማሊያ ናይ ኣልቃይዳ የማናይ ኢድ ተባሂሉ ዝንገረሉ ኃይሊ ኣል ሻባብ ከምዝረከብዎምን ክንገር እንከሎ፣ አል ሽባብ ካብቶም ኢስቡል ኢስልም ሕሉፍ መኽረርቲ ብምዃኖን ኩነታት እዞም ዝተጨውዩ ናይ ፈረንሳ ዜጋታት ኣዚዩ ዘሰክፍ ምዃኑ ይነገር።








All the contents on this site are copyrighted ©.