2009-07-11 13:32:34

ናይ ቅድስቲ መንበርን እስራኤልን ናይ ሓባር ድርገት


ናይ ቅድስቲ መንበርን እስራኤልን ናይ ሓባር ድርገት ቅድሚ ትማሊ ኣብ ናይ እስራኤል ቤት ጽሕፈት ናይ ወጻኡ ጉዳይ ሚኒ. ኣኼባ ከምዘካየደ ተሓቢሩ። እዚ ኣብ ስምምዓት ኤኮኖሚ ዝተኮረ ናይ ሓበር ዘተ RealAudioMP3 ድሕሪ ምዝዛሙ ዝተዘረግሐ ናይ ሓባር መግለጺ ከምዘመልክቶ “እቲ ርክብ ኣብ ምክብባርን ምሕዝነት ዝተመሥረተ ከምዝነበረን፣ ናብቲ ኣብ መንጎ እስራኤልን ቅድስቲ መንበርን ንክብጻሕ ዝድለ ዘሎ ስምምዕ ዝመርሕ ከምዝኾነን፣ ቀጻሊ ርክብ ዕለት 26 ነሓሰን ዕለት 15ን 16 መስከረምን ዕለት 14ን 15 ጥቅምትን ዕለት 11ን 12 ሕዳርን ዕለት 10 ታሕሳስን 2009 ዓ.ም.ፈ. ኣብ ቅድቲ መንበር ክካየድ ምዃኑ የመልክት።








All the contents on this site are copyrighted ©.