2009-07-04 17:08:32

ሓዋርያዊ መገሻ ር.ሊ.ጳ. ናብ ሪፑብሊክ ቸክ


ቅ.ኣ.ር.ሊ.ጳ. በነዲክቶስ መበል 16 በኣቆጻጽራ ፈረንጂ ዝመጽእ ዕስራን ሽድሽተን ክሳዕ ዕስራን ሾመንተን መስከረም ንሠለስተ መዓልቲ ናብ ሪፓብሊክ ቸክ ክገብሩዎ ናይ ዝኾነ ሓዋርያዊ ምብጻሕ መደብ ዝርዝር ከምዝወጸ ተመልኪቱ። RealAudioMP3

እዚ መደብ እዚ ከምዝገልጾ ቅዱስነቶም ምስ ፕረሲደንት ረፓብሊክ ቸክ ኪራኸቡ: ምስ ካህናትን ተመሃርቲ ዘርአ-ክህነትን ብኃባር ጸሎተ ሠርክ ከብጽሑን: ንወከልቲ ሓድነት ማኅበረ ክርስትያንን መናብርተ ጥበባትን መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም ምስ መንሰያት እውን ኪራኸቡ ኢዮም።








All the contents on this site are copyrighted ©.