2009-05-29 08:49:12

ኢጣሊያ


RealAudioMP3 ኢጣሊያን ማልታ ብሓባር ናብ ከባቢኤን ብባሕሪ ዝኣትዉ ዘይሕጋውያን ስደተይናታት ንምዕጋትን ነቶም ዘይሕጋውያን ስደተይናታት ናብ ዝመጽሉ ንምፍናው ዝኽተልኦ ውሳኔ ብሓባር ንምሕያል ኣብ ሮማ ናይ ኢጣሊያ ናይ ወጻኢ ጉዳይ ሚኒ. ፍራንኮ ፍራቲንን ናይ ማልታ ናይ ወጻኢ ጉዳይ ሚኒ. ቶኒዮ ኖርግ ክራኸቡ ምዃኖም ክንገር እንከሎ። ካብ ዕለት 9 ሰነ 2009 ዓ.ም.ፈ ናይ ኢጣሊያን ማልታን ሊቢያን መንግሥትታት ዘይሕጋውያን ስደተይናታት ንምዕጋትን ናብ ዝመጽእዎ ንምፍናው ዝብል ውሳኔ ርእሰ ጉዳይ ገይሮም ክዝትዩ ምዃኖም ተገሊጹ።








All the contents on this site are copyrighted ©.