2009-05-26 16:44:06

ዘይሕጋውያን ስደተይናታት


ቅድሚ ትማሊ ሓንቲ 2 ደቀ ንስትዮ ዝርከበዎም 32 ዘይሕጋውያን ስደተይናታት ኢጣሊያ ከምዝኣተዉ ተሓቢሩ። እቶም ስደተይናታት ናይ ጋናን ጋምቢያን ሴራሊዮን ሴኔጋልን ጊኒን ዜጋታት ምዃኖን ከምዝሓበሩ ተገሊጹ ኣሎ። RealAudioMP3 እቶም ዘይሕጋውያን ስደተይናታት መንነቶም ንኽልለ ናብ ካሲቢሌ ጊዚያዊ መዕቆቢ ናይ ሰተይናታት ማእከል ከምእተወስዱ ተገሊጹ።








All the contents on this site are copyrighted ©.