2009-05-26 16:44:32

ዕጡቓት ኃይሊ ናይጀሪያ

 


RealAudioMP3 ኣብ ናይጀሪያ ከባቢ ደልታ ዝርከብ ሜድ ተባሂሉ ዝጸዋዕ ኃይሊ ዓማጽያን ኣብ ናይጀሪያ ደቡባዊ ከባቢ ዝርከብ ብዓይነቱ ኣብ ኣፍሪቓ ካልኣይ ዝበሃል ዓቢ ናይ ነዳዲ መጻረይ ፋብሪካ ዘቃጸልኩ ኣነ ኢዩ ዝብል መልእኽቲ ናብ ዝተፈላለያ ናይ ዓለም ሓቆፍ መራኸቢ ብዙኃን ብዝተሓላለፍዎ መልእኽቲ ከምዝሓበረ ተገሊጹ።








All the contents on this site are copyrighted ©.