2016-05-28 16:14:00

ሃገረ ቫቲካን


ቅዱስ ኣቦና ር.ሊ.ጳ. ፍራንቸስኮ ዕለት 27 ግንቦት 2016 ዓ.ም. ናይ ዓንቀጸ እምነት ሓልዮ ቅዱስ ማሕበር ህየንተ ብፁዕ ካርዲናል ገርሃርድ ሉድዊግ ሚዩለርን ቀጺሎም እውን ኣብ ኒው ዚላንድ ፊጂን ደሴታን ኪክን ማርሻልን ኪሪባቲን ናኡሩን ፓላኡን ሳሞዋን ፈደራላውያን ሃገራት ሚክሮነስን ቫኑዋቱን ቶንጋን ኣብ ሰላማዊ ኦቺያኒያ ከባቢ ሃገራት ናይ ቅድስቲ መንበር ሓዋርያዊ ወኪል ሊቀ ጳጳሳት ብፁዕ ኣቡነ ማርቲን ክረብስ ኣብ ሓዋርያዊ መንበሮም ተቐቢሎም ከምዘዘራረቡ ናይ ቅድስቲ መንበር ዜናን ክፍሊ ማሕተምን መግለጺ ሓቢሩ። 








All the contents on this site are copyrighted ©.