2016-02-06 16:30:00

ወርሒ መጸ አብ ቀዳማይ ሰንበት ብጳጳሳዊ ኢትዮጵያዊ ኮለጅ ካህናት ዚዓርግ መሥዋዕተ ቅዳሴ


መዘኻኸሪ፤ ክቡራትን ክቡራንን ሰማዕትና፤ በቆጻጽራ ኤውሮጳውያን ወርሒ መጸ አብ ቀዳማይ ሰንበት ብጳጳሳዊ ኢትዮጵያዊ ኮለጅ ካህናት ዚዓርግ ብቀጥታ ብረድዮ ዝመሓላለፍ መሥዋዕተ ቅዳሴ ጽባሕ ንግሆ ለካቲት ዕለት 7 2016  ዓም ካብ ፍርቂ መዓልቲ ክሳብ ሰዓት ሓደን ሓምሳን

ብ15,595 ኪሎ ሄርዝ ወይ ድማ ብ19 ሜትር ባንድ ብ17,590 ኪሎሄርዝ ወይ ድማ ብ17 ሜትር ባንድ አብ ሮማን ኣከባቢኡን ን እትርከቡ ሰማዕትና ኸአ ብ103.8 ሜጋ ሄርዝ ኤፍ ኤም dab ብዝበሃል ማለት ዲጂታል አውድዮ ብሮድካስቲንግ አር ቫቲካና ዎርልድ፡ ብአይ ኦ አር ዝበሃል ሳተላይት ማለት አትላንቲክ ኦውሽን ረጅዮን ብቀዳማይን ካልአይን ሳልሳይን መስመራት፤ ብዳብልዩ ኤል አይ ማለት ብወብ ላይቭ ብካልአይ መስመር በአንድሮይድ ከአ ብናይ ረድዮ ቫቲካና አፕሊከይሽን አር ቪ አፕስ አብ ካልአይ መስመር ብቀጥታ ክትከታተልዎ ትኽእሉ፣ ዝኸበርኩም ሰማዕትና ብኢንተርነት መደባትና ንምክትታል www.radiovaticana.va ንዝብል መርበብ ሓበሬታ ብምኽፋት አብቲ ዝርዝር ቋንቋ ትግርኛ ንዝብል መራኸቢ ብምትንካፍ ብቀጥታ ንምክትታል ንዝብል ክፍሊ ብምጥዋቅ ከምኡ እውን አብ አንድሮይድ ብሞባይል ሳምሱንግ ብ አይፎን ወይውን አይፓድ አፕስ ንምክትታል አብዚ ላ ዕሊ ተጠቂሱ ዘሎ መርበብ ሓበሬታ አብ ታሕታይ ክፍሊ ብነጻ ብምቅዳሕ ማለት ዳውንሎድ ብምግባር ክትከታተሉ ትኽ እሉ፣ ናይል ሳት ዚበሃል ሳተላይት ክትጥቀሙ እትኽእሉ  ናይል ሳት 7 ወስት ኤውተልሳት 7ኤይ ወስት ብ11.354 ጊጋሄርትዝ ፖላራይዘይሽን ቨርቲካል ስይምቦል ረይት 27.500 ኤፍ ኢ ሲ 5 እስባር 6 ራድዮ ቫቲካና ወይ ቫቲካን ረድዮ ብዝብል ስም ብቀጥታ ስለዝመሓላላለፍ ክትከታተልዎን ምሳና ሓቢርኩም ክትጽልዩ ነዘኻኽር፣








All the contents on this site are copyrighted ©.