2015-12-17 18:48:00

ምጅማር ኢዮቤልዩ ዓመት ምሕረት አብ ሰበኻ ዓዲግራት ቃል ብፁዕ አቡነ ተስፋሥላሴ


እቲ ዝሓለፈ ዕለት ሾመንተ ታሕሣሥ 2015 ዓም ፈረንጂ ቅ.አ.ር.ሊ.ጳ ብዕሊ አብ መንበረ ጴጥሮስ ሮማ ዝኸፈትዎ ዓመት ምሕረት አብ መላእ ዓለም ዝርከቡ ካቶሊካውያን ብዝተፈላለየ አገባብ ይኽተልዎ ከምዘለው እንክምልከት አብ ኢትዮጵያ አብ አዲስ አበባ ነቲ ቅዱስ አቦና አብ ባንጊ ዝገበርዎ ብምኽታል ቅድሚ ዕለቱ ዝሓለፈ ሰንበት ዕለት 6 ታሕሣስ 2015 ዓምፈ እንክኽፈት አብ ሰበኻ ዓዲ ግራት ከአ ከመይ ከምዝተኻየደ ብፁዕ አቡነ ተስፋሥላሴ መድኅን ዝሃቡና ቃል እነሆ፣ 








All the contents on this site are copyrighted ©.