2015-12-15 17:55:00

ዓመት ምሕረት አብ ኤጳርቅናታትን ቍምስናታትን ኤርትራ


እቲ ዝሓለፈ ዕለት ሾመንተ ታሕሣሥ 2015 ዓም ፈረንጂ ቅ.አ.ር.ሊ.ጳ ብዕሊ አብ መንበረ ጴጥሮስ ሮማ ዝኸፈትዎ ዓመት ምሕረት አብ መላእ ዓለም ዝርከቡ ካቶሊካውያን ብዝተፈላለየ አገባብ ይኽተልዎ ከምዘለው እንክምልከት አብ ኤርትራ ከአ ዝሓለፈ ቀዳም ርእሰ መንበር ሊቀ ጵጵስና ዘበአሥመራ ምስ ሠለስቲኤን ኤጳርቅናታት ባረንቱ ከረንን ሰገነይትን ብሓባር ከምዝጀመሩ ሊቀ ጳጳስ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ኤርትራ ብፁዕ አቡነ መንግሥተአብ ተስፋማርያም ገሊጾም፣ንረድዮ ቫቲካን ብስልኪ ዝሃብዎ መብርሂ እነሆ፤








All the contents on this site are copyrighted ©.