2015-11-03 16:01:00

ቃለ መሕትት ምስ ቀዳማይ አበምኔት መነኮሳን ሲታውያን ኤርትራ - አባ ንጉሠ ወልዳይ


ዝሓለፈ ወርሒ መጋቢት ዕለት 19 2015ዓምፈ ማኅበር መነኮሳን ሲታውያን አብ ኤርትራ ካብ ዝምሥረት መበል 75 ዓመቶም አብ ዝዘከረሉ ዓቢ ታሪኻዊ ፍጻሜ ማለት አብ ደረጃ ምኔት ብምስግጋር መነኮሳን ርእሰ አካልነት ሲታውያን አሥመራ ናይ መጀመርያ አበምኔት ንክኾኑ ነባ ንጉሠ ወልዳይ ከምዝመረጹን ትርጉሙን ታሪኹን አብቲ ግዜቲ ዘመሓላለፍናዮ መደብ ገሊጽናዮ ነቢርና፣ ነዞም በዅሪ አበምኔት ብሥራሕ ምኽንያት አብ ሮማ ምስ ረኸብናዮም ን እሽቶ ቃለ መሕተት ክንገብር ሓቲትናዮም ነዚ ዚስዕብ ቃል ሂቦምና፣








All the contents on this site are copyrighted ©.