2015-10-24 19:00:00

ሲኖዶስ አበው ሎሚ ክዛዘም እዩ


እቲ ንሠለስተ ሶሙን ምስ መመላእታ ብጸሎትን አስተንትኖን ዘተን ዝተኻየደ ሲኖዶስ አበው ሎሚ ነቲ በመማይት ኮሚቴ ዝቀረበ 94 ዝኸውን አናቅጽ ብምስማዕን ምዝታይን ስ ዒቡ ከአ አብ አጋ ምሸት ድምጺ ብምሃብ ክዛዘምን ነቲ ሰነድ ንር.ሊ.ጳ ከረክቡ ምዃኖምን ብፁዕ አቡነ መንግሥተአብ ንረድዮ ቫቲካን ክፍሊ አምሓርኛን ትግርኛን አብ ዝሃብዎ ቃል ገሊጾም፣








All the contents on this site are copyrighted ©.